ኣብ ከተማ ብራስለስ – ቤልጁምን ኣብ ወደባዊት ከተማ ሞምባሳ – ኬንያን ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ በዓል ናጽነት – “ንያትና – ናጻ ሕርያና” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ብ4 ሰነ ብውዕውዕ መንፈስ ጸምቢሎም። እቲ ኣብ ክልቲኡ –...
Playlist - Haddas Ertra
ካብ ኢትዮጵያ ሰጊሩ ኣብ ዝተፈላለያ ንኡስ ዞባታት ደቡብ ዝተኸስተ ወራር ዕስለታት ኣንበጣ ንምቊጽጻር ዝካየድ ዘሎ ወፍሪ፡ ብዝተዋሃሃደ መኸተ ህዝቢ፡ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል፡ ምምሕዳራትን ክኢላታት ሕርሻን ብኣድማዕነት ይቕጽል ከምዘሎ፡ ቤት-ጽሕፈት ምምሕዳር’ቲ ዞባ...
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for January 27, 2019