Playlist - Haddas Ertra

ተጋዳላይ ኣስመሮም ኣስፍሃ ተሰዊኡ

ኣባል ሚኒስትሪ ሕርሻ ገዲም ተጋዳላይ ኣስመሮም ኣስፍሃ ሰለሙን፡ ብ17 ሚያዝያ ኣብ መበል 75 ዓመት ዕድመኡ ብሕማም ተሰዊኡ። ኣብ ወርሒ ታሕሳስ 1975 ኣብ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝተሰለፈ ተጋዳላይ ኣስመሮም ኣስፍሃ፡ ቅድሚ ናጽነት ኣብ ክፍሊ ሕርሻ፡ ክፍሊ...

ሚኒስትሪ ሕርሻ፡ ኣብ ቁጽጽር ሃብቲ ብቚሊ ኣተባባዒ ንጥፈታት ኣካዪዱ

ሚኒስትሪ ሕርሻ፡ ብመገዲ ክፍሊ ኣገልግሎት ሕጋጋትን ቁጽጽርን፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ኣብ ቁጽጽር ሃብቲ ብቚሊ ኣተባባዒ ንጥፈታት ከምዘሰላሰለ ሓቢሩ። እቲ ክፍሊ ካብ 2003 ኣትሒዙ ኣብ ቁጽጽር ውሸባ ብቚሊ፡ ሕርሻዊ ከሚካላትን ብቕዓትን ድሕነትን ዘርኢን ሰፋሕቲ...

ኮሎኔል ሓሰን ኢብራሂም ተሰዊኡ

ኣባል ፖሊስ ኤርትራ ገዲም ተጋዳላይ – ኮሎኔል ሓሰን ኢብራሂም ዑመር፡ ብ1 ለካቲት፡ ኣብ መበል 66 ዓመት ዕድመኡ ብሕማም ተሰዊኡ። ኣብ 1975 ናብ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝተሰለፈ ገዲም ተጋዳላይ ሓሰን፡ ኣብ እዋን ሓርነታዊ ቃልሲ፡ ኣብ ክፍሊ...

ሓበሬታ

ትማሊ ኣብ መመርመሪን መወሸብን ማእከላት ዞባታት ማእከል፡ ደቡብን ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 8 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ። ንሳቶም፡ 4 ካብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ኰይኖም፡ ኣድራሻኦም – ገጀረት፡...

ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ኣብ ምህዞን ሰንዓን ዝዘተየ ዋዕላ ተኣንጊዱ

ኣብ ዞባ ደቡብ፡ “ምብርባር ፈጠራ መንእሰያት ንዘላቒ ምዕባለ” ብዝብል ቴማ፡ ኣብ ምህዞን ሰንዓን ዘተኰረ – ካብ 9 ክሳብ 11 ለካቲት ኣብ ከተማ መንደፈራ ዋዕላ ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ብሃማመተኤ ዝተወደበ ዋዕላ፡ ካብ 12 ንኡሳን ዞባታት ዝመጽኡ ኣብ ምህዞን...

ሓበሬታ

ትማሊ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ኣድራሻኡ ዓዲ-ቐይሕ ዝዀነ ሓደ ዜጋ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፉ ተረጋጊጹ። በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ትማሊ 9,734 በጺሑ ኣሎ። እዚኣቶም፡...

ኤርትራውያን ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት፡ 144 ሽሕ ዶላር ወፍዮም

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ንመኸተ ለበዳ ኮሮና ቫይረስን ንመናበዪ ስድራ ስዉኣትን፡ 144 ሽሕ ዶላር ኣመሪካ ኣበርኪቶም። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፡ ኤርትራውያን ነበርቲ ኡጋንዳ፡ ማዕከን መኸተ ኮቪድ-19 ንምስሳን ዝውዕል 115 ሽሕ ዶላር ወፍዮም።...

ዓዲ-ዃላ – በረድ ዝተሓወሶ ዝናብ ጉድኣት ኣውሪዱ

ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ዃላ – ምምሕዳራት ከባቢ ዳምባ-ምጭን ዑና-ጋዕቤንን ብ23 ሚያዝያ ዝሃረመ በረድ ዝተሓወሶ ዝናብ፡ ኣብ ጥሪትን መስመር መጓዓዝያን ጉድኣት ኣውሪዱ። ብመሰረት ደንጒዩ ዝበጽሓና ሓበሬታ፡ በቲ ንልዕሊ ክልተ ሰዓታት ዝወቕዐ ብርቱዕ ዝናብ፡...

ማይ-ምነ – 12 ዓድታት መደባት ከባቢያዊ ጽሬት ተግቢረን

ነበርቲ 12 ዓድታት ንኡስ ዞባ ማይምነ፡ ጥዕናኦምን ጽሬት ከባቢኦምን ንምውሓስ፡ ኮም ዝመርሖ መደባት ከባቢያዊ ጽሬት ተግቢሮም። ብ8 ግንቦት ኣብ ዝተኻየደ ጽምብል፡ ሓላፊ ህዝባዊ ጥዕና ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ሓጐስ ሃብተማርያም፡ ዓድታት ነቲ ዝሃነጻኦ ዓይኒ-ምድሪ...

Login

Categories