ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ዓንሰባ፡ ካብ መላእ’ቲ ዞባ ንዝተዋጽኡ ኣብ ልምዳዊ ፍወሳ ዝነጥፉ 22 ዜጋታት፡ ንጥፈታቶም ምስ ዘበናዊ ሕክምና ንኸሰንዩዎ ስልጠና ሂብዎም። ሓላፊ ኣገልግሎት ፋርማሲ ዞባ ዓንሰባ – ፋርማሲስት ገብርኤል ዳዊት፡ ከምዚ ዓይነት ኣስተምህሮ ኣብ ሃገርና ንመጀመርታ ግዜኡ ይወሃብ ከምዘሎ፡ ዕላማኡ ከኣ፡ ኣብ ኣገልግሎት ጥዕና ዘይነዓቕ ኣበርክቶ ንዘለዎ ባህላዊ ሕክምና – ኣሉታዊ ሸነኻቱ ብምጉዳል እወታዊ ሸነኻቱ...
Layout A (with pagination)
ERi-TV Arabic news from Eritrea for November 28, 2017
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV Arabic news from Eritrea for November 28, 2017
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ኣብ ከተማ ከረን፡ 56 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም 132 መንእሰያት፡ ብዝተፈላለየ ዓውድታት ሞያ ሰልጢኖም። እቶም ንሰለስተ ኣዋርሕ ብደረቕን ተንቀሳቓስን ስእሊ፡ ጽገና ኮምፕዩተር፡ ቪድዮ ኤዲቲን፡ ምትካል ሶላር፡ ስነ- ጽባቐ ጸጒሪ ርእሲን ካልእን ዝሰልጠኑ መንእሰያት፡ ትምህርቶም ዛዚሞም ብ24 ሕዳር ተመሪቖም። እቲ ስልጠና፡ መቐጸልታ ናይ’ቲ ዓቕምታት መንእሰያት ንምጒልባት በብእዋኑ ክሰላሰል ዝጸንሐ መደባት ምዃኑ፡ ሓላፊ ሃማመተኤ ዞባ ዓንሰባ መንእሰይ...