Eri-TV: Public representatives (ወከልቲ ባይቶ ዞባ ማእከል ) visit road construction sitesShare this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
Layout A (with pagination)
ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ኣብ 2015 ንዝተዳለወ ንድፊ ሃገራዊ ፖሊሲ ባህላዊ ፍወሳ ብምጽዳቕ፡ ብ6 ታሕሳስ ኣብ ኣዳራሽ መወከሲ ሆስፒታል – ኦሮታ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ፡ ብወግዒ ንስራሕ ዘርጊሑዎ። ኣብ’ቲ፡ ሚኒስተራት፡ ሞያውያንን ዕድመ ዝተገብረሎምን ዝተረኽቡሉ ኣጋጣሚ፡ ሚኒስተር ጥዕና ኣሚና ኑርሕሴን፡ ኣብ ሓጺር እዋን ኣብ ባህላዊ ፍወሳ ንዝተኻየደ ንጥፈታትን ዝተመዝገበ ገስጋስን ድሕሪ ምምጓስ፡ ንዝበለጸ ውጽኢት፡ ምስ’ቲ ድሮ ቈይሙ ዘሎ ሃገራዊ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ዓረዛ፡ ብመደብ ትምህርቲ ንዓበይቲ መሃይምነት ንምጥፋእ ዝካየድ ዘሎ ጻዕሪ፡ ጽቡቕ ውጽኢት ይርከቦ ከምዘሎ፡ ነቲ መደብ ንምግምጋም ኣብ ዝተገብረ ኣኼባ ተገሊጹ። ሓላፊ ምክትታል መደብ ትምህርቲ ንዓበይቲ ኣብቲ ንኡስ ዞባ፡ መምህር ዘርኣብሩኽ ይርጋኣለም ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፡ ካብ 2001 ክሳብ 2017 ኣብ መደብ ትምህርቲ ንዓበይቲ ካብ ዝተሳተፉ ኣስታት 39 ሽሕ ዜጋታት፡ እቶም ኣስታት 32 ሽሕ ክሳብ ሳልሳይ ክፍሊ ከምዝበጽሑ ገሊጹ። ሎሚ...
ብኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣቶ ኣርኣያ ደስታ ዝተመርሐን ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ኣቶ ነጋሲ ካሳ ዝርከቦን ልኡኽ ኤርትራ፡ ብ29ን 30ን ሕዳር ኣብ ከተማ ኣቢጃን – ኣይቮሪኮስት ኣብ ዝተቓንዐ 5ይ ዋዕላ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃን ሕብረት ኤውሮጳን ተሳቲፉ። ኣብ’ቲ “ወፍሪ ኣብ መንእሰያት፡ ንምቅልጣፍ ሓፈሻዊ ዕብየትን ዘላቒ ምዕባለን” ብዝብል ቴማ ዝተኻየደ ዋዕላ፡ እቶም መራሕቲ ኣብ 4 ስትራተጂካውያን...
ERi-TV Arabic News from Eritrea for December 8, 2017
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)