ኣብ ንኡስ ዞባ ጎኜ፡ ንቕሓት ተመሃሮ ኣብ ምክልኻል ሕማማት ብሓፈሻ ኣብ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ድማ ብፍላይ ክብ ንምባል፡ ኣስተምህሮ ተዋሂቡ። እቲ ኣብ ሕማማት ዓሶ፡ ቲቢን ኤች.ኣይ.ቪ/ኤይድስን ኣገባብ ምትሕልላፎምን ምክልኻሎምን ዘተኰረ ኣስተምህሮ፡ ተመሃሮ ጥዕናኦም ተሓልዩ፡ ጥዕና ሕበረተ-ሰቦም ኣብ ምውሓስ ተራኦም ንኽጻወቱ ዝዓለመ ምዃኑ፡ ወደብቱ ገሊጾም። ምኽንሻብ ጓል-ኣንስተይቲ፡ መርዓ ትሕቲ ዕድመን ምኽላእ ዓንቀርን ዝኣመሰሉ ጐዳእቲ ልምድታት ኣብ...
Layout A (with pagination)
ኤርትራ፡ ኣብ ዲፕሎማስያዊ መዳይ ተካይዶ ዘላ ጻዕሪታት ጽቡቕ ውጽኢት የመዝግብ ከምዘሎ፡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ገሊጹ። ምስ መራኸቢ ብዙሃን ሃገርና ኣብ ዘካየዶ ቃለ- መሕትት፡ ሚኒስተር ዑስማን፡ ኣብ ዝሓለፉ 17 ዓመታት ንኤርትራ ኣብ ዲፕሎማስያዊ ተነጽሎ ንምእታዋ ብሰብ- ፍሉይ ረብሓ ገዚፍ ወፍሪ ዝተገብረሉን ዝተፈላለየ ሕብርታት ዝተላበሰን ተጻብኦታት ከምእተኻየደ፡ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ብዝገበርዎ ሓያልን ዝተወሃሃደን መኸተ ግዳ፡...
ERi-TV Arabic News – December 09, 2017
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ERi-TV Tigre News from Eritrea for December 8, 2017
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.