Layout A (with pagination)

ከረን – ወለንታዊ ልግሲ ደም ይብርኽ

ከረን – ወለንታዊ ልግሲ ደም ይብርኽ

ወለንታዊ ልግሲ ደም ንምዕዛዝ ብዝተኻየደ ጐስጓሳት፡ ተመሃሮን መማህራንን ንኡሳን ዞባታት ከረንን ሓጋዝን 250 ዩኒት ደም ከምዝለገሱ ተሓቢሩ። ዋና ጸሓፊ ሃገራዊ ማሕበር ለገስቲ ደም ጨንፈር ዞባ ዓንሰባ፡ መምህር ቺነ ወርቀ፡ ቅሩብነት ተመሃሮ ኣብ ልግሲ ደም ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናወሰኸ ከምዝመጽአን፡ ኣብ ኩለን’ተን ደም ዝተለገሰለን ኣብያተ- ትምህርቲ ዝነኣድ ምትሕብባር ከምዝነበረን ገሊጹ። መምህር ቺነ፡ ኣፍልጦ ኣብ ልግሲ ደም ምብራኽ ናይ ኩሉ ሓላፍነት...

Read More
ትምህርቲ ንዝሓለፎም – ዕድላት ትምህርቲ ንኽድንፍዕ መዘኻኸሪ ቀሪቡ

ትምህርቲ ንዝሓለፎም – ዕድላት ትምህርቲ ንኽድንፍዕ መዘኻኸሪ ቀሪቡ

ኣብ ግቡእ ዕድመኦም ትምህርቲ ዘይጀመሩ ዜጋታት፡ ብመገዲ መደብ ምጥፋእ መሃይምነትን ኣገልግሎት ምሸታዊ ትምህርትን ንኽመሃሩ ተኸፊቱ ዘሎ ዕድላት ንኽዕወት፡ ምትሕብባር ትካላት መንግስትን ሕብረተሰብን ክዓዝዝ፡ ሓላፊ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ኣብ ንኡስ ዞባ መንደፈራ ኣቶ ሰለሙን ርስቶም ኣዘኻኺሩ። ኣቶ ሰለሙን ኣብ’ቲ ገምጋማዊ ኣኼባ፡ መሃይምነት ምጥፋእ ይጽናሓለይ ዘይበሃሎ ሃገራዊ ዕማም ምዃኑን፡ ኩሉ ኣካል ሕብረተሰብ ብሓፈሻ፡ መምህራን ድማ ብፍላይ...

Read More
ማእከል – ገስጋስን ብድሆታትን ደቂ-ኣንስትዮ ተዳህሲሱ

ማእከል – ገስጋስን ብድሆታትን ደቂ-ኣንስትዮ ተዳህሲሱ

  ሃገራዊ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ጨንፈር ዞባ ማእከል፡ ኩነታት ደቂ- ኣንስትዮ’ቲ ዞባ ንምምዕባልን ምዕሩይ ዕድላት ንምርግጋጽን ዝተሰላሰሉ መደባትን ዘጋጠሙ ብድሆታትን ብምግምጋም፡ ናይ መጻኢ መደባት ንምውርጻጽ ዝዓለመ ዓውደ-ዘተ፡ ብ7ን 8ን ታሕሳስ ኣብ ኣስመራ – ኣዳራሽ ምምሕዳር ዞባ ኣቃኒዑ። ኣብ’ቲ ወከልቲ ዝተፈላለያ ኣካላት መንግስቲ ዝተሳተፍዎ ኣኼባ፡ ኣመሓዳሪ ዞባ ማእከል ሜጀር ጀነራል ሮሞዳን ዑስማን ኣውልያይ፡ ሕቶ ደቂ...

Read More

Login

Categories