Layout A (with pagination)

በሪኽ – ተሳትፎ ህዝቢ ኣብ ትግባረ መደባት ተሞጒሱ

ኣብ ዞባ ማእከል – ንኡስ ዞባ በሪኽ፡ ኣብ 2017 ዝተወጠኑ መደባት፡ ብልዑል ተሳትፎ ህዝቢ ብኣድማዕነት ከምእተሰላሰሉ፡ ብ25 ታሕሳስ ኣብ ጻዕዳ- ክርስትያን ኣብ ዝተኻየደ ርክብ ህዝብን ምምሕዳርን ተገምጊሙ። ኣመሓዳሪት ናይ’ቲ ንኡስ ዞባ ወ/ሮ ልኡል ኣስራት፡ ንልዕሊ 1,500 ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘቕረበቶ ጸብጻብ፡ መለሳ መሬት ብጽፉፍ ኣገባብ ከምእተሰላሰለ፡ ምርጫታት ኣመሓደርቲ፡ ኣካየድቲ ስራሕን ኣነባበርትን ምምሕዳራት ከባቢ ብተሳትፎ ህዝቢ...

Read More

ኣብ ደ/ቀ/ባሕሪ ዓመታዊ ገምጋም ስራሕ ተኻይዱ

ምምሕዳር ዞባ ደ/ቀ/ባሕሪ፡ ኣብዚ ዓመት’ዚ ናይ ዘካየዶም ስራሓት ዝግምግም ርክብ ብ7 ታሕሳስ ኣብ ከተማ ዓሰብ ኣካይዱ። ኣብቲ ሓለፍቲ ክፍልታት፡ ጨናፍር ሚንስትሪታት ሓለፍቲ ህግደፍን ማሕበራትን ዝተሳተፉዎ ገምጋም፡ መደባት ትምህርቲ፡ ጥዕና፡ ሕሪሻ፡ ቱሪዝም፡ ንግዲ፡ ባህልን ስፖርትን ንምዕዋት፡ ልዑል ዉህደት ኣካላት መንግስትን ህዝብን ከም እተንጸባረቐ ኣብ ዝቐረበ ጸብጻባት ተገሊጹ። ኣብዚ ዓመት ብዝዘነበ 195 ሚሊ- ሊትር ዝዓቐኑ ዝናብን ካብ ጐቦታት...

Read More

ኣብ ዓዲ-ሃሎ፡ 2 ሜጋ-ዋት ዘመንጩ መደበር ጸሓያዊ ጸዓት ተተኺሉ

ኣብ ቀዳማይ ገጽ ናይ’ቲ ኣብ ዝተፈላለየ ቦታታት ልምዓት ቀረብ ጸሓያዊ ጸዓት ንምውሓስ ተበጋጊሱ ዘሎ ንጥፈታት፡ ኣብ ዓዲ-ሃሎ – ንኡስ ዞባ ድባርዋ፡ 2 ሜጋ- ዋት ጸዓት ኤለክትሪክ ዘመንጩ መደበር ጸሓያዊ ጸዓት ተዋዲዱ። ኣካያዲ ስራሕ ነቲ መደበር ዝሃነጸ ኤርትራዊ ትካል “ኢ-ቴክ” ሜጀር ኣኽሊሉ ሃብተማርያም፡ እቲ ፕሮጀክት ብውሽጣዊ ዓቕሚ መንእሰያትና ኣብ ውሽጢ 3 ኣዋርሕ ከምእተተኽለ ብምሕባር፡ ኣብ’ቲ ከባቢ ንዝሰላሰል ዘሎ ልምዓታዊ...

Read More

Login

Categories