ኣብ ድባርዋ፡ ርእሳነ-መማህራን፡ ሱፐርቫይዘራት፡ ኣመሓደርቲ ከባቢ፡ ሓለፍቲ መንግስታውያን ትካላትን ሃገራውያን ማሕበራትን ዝተሳተፍዎ፡ ኣብ ምሕያል መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ዘተኰረ ርክብ ተኻዪዱ። ሓላፊ ትምህርቲ ኣብ ንኡስ ዞባ ድባርዋ መምህር ርእሶም ገብርሂወት፡ ኣብ’ዚ ዓመተ-ትምህርቲ’ዚ ካብ ቅድመ-ትምህርቲ ክሳብ ካልኣይ ደረጃ ልዕሊ 23 ሽሕ ተመሃሮ ትምህርቶም ይከታተሉ ከምዘለዉ ሓቢሩ። ውጽኢት ተመሃሮ ንምዕዛዝ ስሉሳዊ ዝምድና ክተርር ኣገዳሲ...
Layout A (with pagination)
ኣብ ዞባ ማእከል፡ ናይ 2017 መደባት ውጥን – መብዛሕትኡ ብልዑል ተሳትፎ ህዝብን ምምሕዳራትን ከምእተተግበረ፡ ምምሕዳር ዞባ ማእከል ብ11ን 12ን ታሕሳስ ኣብ ዘካየዶ ገምጋም ገሊጹ። ኣብ’ቲ ገምጋማዊ ኣኼባ፡ ኣመሓዳሪ ዞባ ሜጀር ጀነራል ሮሞዳን ዑስማን ኣውልያይ፡ ኣብ ትግባረ መደባት ንዝተራእየ ምውህሃድ ድሕሪ ምምጓስ፡ ከጋጥም ዝጸንሐ ጸገማት ማይን መብራህትን ንምፍታሕ ዓበይቲ መደባት ተበጋጊሶም ከምዘለዉ ሓቢሩ። ኣብ ናይ 2018 ልምዓታዊ...
Featured Op-Ed/Opinion: እቲ ዘይበርስ ክብሪ ኤርትራዊ ኣበርክቶ ንሃገር! – ጸሓፊ ተስፋኣለም ገብረስላሰShare this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ERi-TV Tigre News from Eritrea for December 14, 2017
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ERi-TV Tigre News from Eritrea for December 14, 2017
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)