Layout A (with pagination)

‘ሳቡር’፡ ኣብ ምውርራስ ተመኲሮ ዕቱብ ስራሓት የሰላስል

ናይ ልዕሊ ሓደ ዘመን ዕድመ ዘለዎ ኣገልግሎት ማሕተም ሳቡር፡ ኣብ ምውርራስ ተመኲሮ ስራሕ ዝምስገን ንጥፈታት የሰላስል ከምዘሎ፡ ዋና ኣካያዲ ስራሕ ናይ’ቲ ትካል ኣቶ ሙሴ ተስፋማርያም ገሊጹ። ምምዕባል ዓቕሚ-ሰብን ምስግጋር ቴክኖሎጂን፡ ኣብ ውሕስነት መጻኢ ናይ ሓደ ትካል ወሰንቲ ስለዝኾኑ፡ ኣብ ዝተፈላለየ እዋናት ዓቕሚ ኣባላት ክብ ንምባል፡ ብክልሰ-ሓሳብን ግብርን ዝተሰነየ ስልጠናታት ከምዝወሃብ ዝሓበረ ኣቶ ሙሴ፡ ኣብ መንጎ ነባራትን ሓደስትን ኣባላት...

Read More

ጋሽ-ባርካ – ኣብ ኣተሓሕዛ ልምዓት ጀራዲን ዝዘተየ ርክብ ተኻዪዱ

ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ኣብ ወሰናስን ዓበይትን ንኣሽቱን ሩባታትን ካልእ ልሙዕ ቦታታትን ብውልቅን ማሕበርን ናይ ዝለምዕ ዘሎ ጀራዲን ግጉይ ኣተሓሕዛ ንምእራም – ብ12 ታሕሳስ ኣብ ከተማ ባረንቱ ናይ ዘተ ርክብ ተኻዪዱ። እቲ ብላዕለዋይ ኮሚተ መኸተ ልምዓት ምዕራባዊ ዞባ ዝተወደበ ርክብ፡ ኣተሓሕዛ ልምዓት ጀራዲን ንኣዋጃትን መምርሒታትን ሚኒስትሪ መሬት፡ ማይ ኣከባብን ተኸቲሉ ዝኸደሉ ኣገባብ ብምርግጋጽ፡ ኣፍራይነት ንምዕባይ ዝዓለመ እዩ።፡ ክኢላታት...

Read More

“መደባት ሃ.ማ.ሓ.ስ.ኲ.ኤ ንምዕዋት ክንሰርሕ ኢና” ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ

ኣብ ሽወደንን ሽቱትጋርት – ጀርመንን ዝነብሩ ዜጋታት፡ መደባት ሃገራዊ ማሕበር ስንኩላን ንምዕዋትን ጸገማት ስንኩላን ወገናት ንምቅላልን ደገፎም ከምዘሐይሉ፡ ብምኽንያት 3 ታሕሳስ – ኣህጉራዊ መዓልቲ ስንኩላን ኣብ ዘካየድዎ ምትእኽኻባት ገሊጾም። ሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ ጨንፈር ሽወደን ኣብ ዝወደቦ መደብ፡ ኣቦ-መንበር ሃ.ማ.ሓ.ስ.ኲ.ኤ መምህር ገብረብርሃን ኢያሱ፡ ኣብ ወጻኢ ዝርከባ ጨናፍር ዝገብራኦ ኣበርክቶ፡...

Read More

Login

Categories