ኣብ ኣደር-ሰር – ንኡስ ዞባ ፎርቶ-ሳዋ እትርከብ ኣሕዳሪት ቤት- ትምህርቲ ‘ለ-ኣትሮፋ’፡ ኣብቲ ከባቢ ዝጸንሐ ትሑት ተሳታፍነት ኣብ መኣዲ ትምህርቲ ኣብ ምምሕያሽ ኣስተዋጽኦ ትገብር ምህላዋ ተሓቢሩ። ኣብ’ቲ ከባቢ ዘሎ ሰበኽ-ሳግማዊ መነባብሮ፡ እቲ ቀንዲ ጸገም ኮይኑ ምጽንሑ ዝጠቐሰ፡ ኣባል ምክትታል ዶባት ተለንተ ሓሰን ኢብራሂም፡ ነቲ ጸገም ንፍታሕን ተሳታፍነት ንምዕዛዝን፡ ካብ ከባቢታት ሆሚብ፡ ሞሎበር፡ ርብዳ፡ ፈዳዳብ፡ ፈላሳብን ካልኦት...
Layout A (with pagination)
ባይቶ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ “መኸተን ልምዓትን ንደርማስ ምዕባለ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ብ12ን 13ን ታሕሳስ መበል 14 ምዱብ ኣኼባኡ ኣብ ከተማ ባጽዕ ኣቃኒዑ። ኣቦ-መንበር ባይቶ ኣቶ ኢብራሂም ዓሊ ሼኽ፡ ባይቶ – ኣብ መንጎ ህዝብን መንግስትን ከም ድንድል ኮይኑ፡ እዋናዊ ጠለባት ህዝቢ ኣብ ምስማዕን ትግባረኡ ኣብ ምክትታልን ረዚን ሓላፍነት ተሰኪሙ ይሰርሕ ከምዘሎ ድሕሪ ምምልካት፡ ን2018 ዝተታሕዙ መደባት ኣብ ምትግባር፡ ኣባላት ባይቶ...
ERi-TV Shingrwa/ሸንግርዋ Part III ( Keren) – December 16, 2017
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ERi-TV Arabic News from Eritrea for December 16, 2017
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ኣብ ከተማ ሓጋዝ – ምምሕዳር ከባቢ ሓርነት፡ ምርጫ ኣመሓደርትን ኣካየድቲ ስራሕን ብ11 ታሕሳስ ተኻዪዱ። ኣካያዲ ስራሕ ምምሕዳር ንኡስ ዞባ ሓጋዝ ኣቶ ተኽለሃይማኖት ሙሳኤል፡ ህዝቢ ኣብ መስርሕ ምርጫ ንዘርኣዮ ሱታፌ ሞጒሱ። ኣብ’ቲ ኣጋጣሚ፡ ኣብ ስራሕ ዝጸንሑ ኣመሓደርቲን ኣካየድቲ ስራሕን ናይ ክልተ ዓመት ጸብጻብ ስራሖም ንህዝቢ ኣቕሪቦም። ኣመሓዳሪት ንኡስ ዞባ ሓጋዝ ወ/ሮ ኣምና ሓጂ ዑስማን፡ እቶም ዝተመርጹ ኣመሓደርቲ፡ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ...