ህግደፍ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ንጥፈታት 2017 ድሕሪ ምግምጋም፡ ውጥን መደባት 2018 ንህዝቢ ገሊጹ። ብ14 ታሕሳስ ኣብ ባረንቱ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ፡ ጸሓፊ ህግደፍ ኣብ’ቲ ዞባ ኣቶ ረዘነ ኣዶናይ፡ ኣብ ጉጅለታት ህዝብን ሲቪል ሰራሕተኛታት መንግስትን ንዝተሰላሰለ ፖለቲካውን ውድባውን ንጥፈታትን ውጽኢቱን ዝምልከት መብርሂ ሂቡ። ኮማዊ ወፈራታት – ኣብ ትግባረ መደባት ልምዓት ዓቢ ኣስተዋጽኦ ይገብር ከምዘሎ ብምሕባር ከኣ፡ ኣብ’ዚ ንኣትዎ ዘሎና ዓመት...
Layout A (with pagination)
ERi-TV Arabic News – December 20, 2017
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ሄለኒክ (ግሪኽ)፡ ሚስስ ኣግሪና ሙሳ ናይ ሪፓብሊክ ማላዊ፡ ሚስተር ዳንኤል ካቨኝ ናይ ኮንፈደረሽን ስዊስ፡ ከምኡ’ውን ሚስተር ራሚያ ዮጋራጃን ናይ ሪፓብሊክ ስሪላንካ እዮም። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ወረቐት ስራሕ ኣወሃሃዲት ትካላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሚስ ሱዛን ንጎንጊ ኣብ ዝተቐበለሉ፡ ኣብያተ-ጽሕፈት ናይ’ቲ ውድብ ኣብ ኣፍሪቃ ምስ ድርቂ፡ ጥሜትን ቅልውላዋትን ጥራይ ተኣሳሲሩ ምህላዉ፡ ኣብ ክንዲ ናብ’ዚ ጥራይ ዘማዕዱ፡ እታ ኣህጉር ካብ’ዚ ሽግራት’ዚ...
ERI-TV: ልዝብ መንእሰያት – ስራሕን ጾታዊ ኣድልዎን/Workplace Gender Discrimination
ERI-TV: ልዝብ መንእሰያት – ስራሕን ጾታዊ ኣድልዎን/Workplace Gender Discrimination
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ERi-TV Arabic News from Eritrea for December 19, 2017
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)