Layout A (with pagination)

ኣምባሳደር ሳልሕ፡ ምስ ሰበ-ስልጣን ኣንጎላ ርክባት ኣካዪዱ

ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃን ሃገራት ዞባ ደቡባዊ ኣፍሪቃን ኣቶ ሳልሕ ዑመር፡ ካብ 15 ክሳብ 19 ታሕሳስ ኣብ ኣንጎላ ኣብ ዝገበሮ ምብጻሕ፡ ምስ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን’ታ ሃገር፡ ኣብ ምድንፋዕ ክልተኣዊ ዝምድና ዘተኰረ ርክባት ኣካዪዱ። ኣምባሳደር ሳልሕ፡ ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ማኑዌል ዶሚንጎስ ኣጉስቶ፡ ምክትል ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ዶክተር ጆስ ባሞኲና ዛው፡ ከምኡ’ውን ምስ ሰበ-ስልጣን ሚኒስትሪ ፍትሒ ተራኺቡ – ንክልቲኡ...

Read More

ኣመሪካዊት ጉጅለ ሙዚቃ ኣብ ኣስመራ ምርኢት ኣቕሪባ

ብምትሕብባር ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኤርትራን፡ ኣመሪካዊት ናይ ጃዝ ጉጅለ ሙዚቃ፡ ብ20 ታሕሳስ ኣብ ሲነማ ኣዝመራ ምርኢት ኣቕሪባ። ነዚ፡ “ጆ ኤንድ ሱሌማን ጃዝ ኲንቴት” ብዝተባህለት ጉጅለ ዝቐረበ ቀዳማይ ምርኢት፡ ብርክት ዝበለ ህዝቢ ተዓዚብዎ። ኮሚሽነር ባህልን ስፖርትን ኣምባሳደር ዘመደ ተኽለ ኣብ ዘስመዖ ናይ መኽፈቲ ቃል፡ ኤምባሲ ኣመሪካ ነቲ ኣጋጣሚ ብምውዳቡ መጒሱ። ፈጻሚት ጉዳያት ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኤርትራ ሚስ ናታሊን...

Read More
ጸገም ማይ ከተማ ዓዲ-ቐይሕን ከባቢኣን ፍታሕ ረኺቡ

ጸገም ማይ ከተማ ዓዲ-ቐይሕን ከባቢኣን ፍታሕ ረኺቡ

ኣብ ከተማ ዓዲ-ቐይሕን ከባቢኣን ዝነበረ ጸገም ዝስተ ማይ ንምፍታሕ ዝተኻየደ ጻዕሪ፡ ጽቡቕ ውጽኢት ከምእተረኽቦ፡ ሓላፊ ኣገልግሎት ምዕዳል ማይ ናይ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ዘርኣይ ክብረኣብ ሓቢሩ። ኣቶ ዘርኣይ፡ ጀነሬተራት ብምትካለን ሕቶ ሓይሊ ኤለክትሪክ ከምእተፈትሐን ሻምብቆታት ማይ ከምእተዘርግሐን ብምሕባር፡ ልዕሊ 70 ሚእታዊት ነበርቲ ከተማ ዓዲ-ቐይሕን ኮለጅ ጥበባትን ማሕበራዊ ስነ-ፍልጠትን – ብቡምባ ይሰትዩ ምህላዎም፡ ኣጸጋሚ ዝኾነ ቦታታት...

Read More

ኤርትራውያን ኣብ ሽወደን፡ ኖርወይን እስራኤልን ኣብ ጉዳይ ሃገሮም ዘትዮም

ኣብ ሽወደን፡ ኖርወይን እስራኤልን ዝነብሩ ዜጋታት፡ ኣብ ህልው ኩነታት ሃገሮምን ዞባዊ ምዕባለታትን ከምኡ’ውን ኣብ ቈንስላዊ ኣገልግሎት ዘተኰረ ርክባት ኣካዪዶም። ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ሽወደንን ኖርወይን ንዝነብሩ ዜጋታት ኣብ ዝተኻየደ ሰሚናራት፡ ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ሃገራት ስካንዲናቪያ ኣቶ ዮናስ ማና፡ ኣብ ባይታ ብዛዕባ ዝሰላሰሉ ዘለዉ መደባት ልምዓትን ገስጋሶምን መብርሂ ድሕሪ ምሃብ፡ ምቕያር ወረቐት መንነት ን2018 ብዕቱብ ተታሒዞም...

Read More

Login

Categories