ERi-TV Arabic News from Eritrea for December 25, 2017
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
Layout A (with pagination)
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ትካል ‘ኤሪ-ሶክ’፡ ሕብረተ-ሰብ – ድሕነቱን ድሕነት ከባቢኡን ንምውሓስ፡ ኣብ ኣተሓሕዛን ኣጠቓቕማን ዕትሮ ጋዝ ጥንቁቕ ክኸውን ኣዘኻኺሩ። ኣብ’ቲ ትካል ሓላፊ ክፍሊ ዓታሩ ጋዝ ኣቶ በየነ ብርሃነ፡ ዕለታዊ ክሳብ 120 ዓታሩ ከምዝፈሪ፡ ኣብ’ዚ ግዜ’ዚ ጥረ-ነገር ኣትዩ ስለዘሎ እውን፡ እቲ ትካል ኣብ ዝሓሸ ደረጃ ከምዝርከብ ገሊጹ። ዕትሮ ሕብሪ ምልካይን ኣፍ ዕትሮ ምቕያርን ህዝቢ ከወግዶም ዘለዎም ተርእዮታት ምዃኖም ብምሕባር ድማ፡ ሕብሪ ዝተለኽየ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ፎሮ፡ መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ብምድንፋዕ ውጽኢት ተመሃሮ ንምሕያል ዝሕግዝ ርክብ ተኻዪዱ። ሓላፊ ትምህርቲ ኣብቲ ንኡስ ዞባ፡ መምህር እስማዒል ዓሊ፡ ኣብ ምምሕዳራት ከባቢ ማልካ፡ ዙላ፡ ኣይሮማለ፡ ሮብሮቢያ፡ ሩባ-ሓዳስ፡ ሓድሽ፡ ዓረብቶ፡ ኣፍታ፡ ኢራፈለን ፎሮን ምስ ነበርቲ ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ፡ ብቕዓትን ደረጃን ተመሃሮ ንምብራኽ ውሁድ ስራሕ ከምዘድሊ ጠቒሱ፡ ኣብ’ዚ መዳይ’ዚ ተራ ወለዲ ወሳኒ ምዃኑ ኣገንዚቡ። ኣብ 2017 ኣብ’ቲ...