ERi-TV: መደብ ናትራን – Poverty Stricken Family Battles Mysterious Illness
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
Layout A (with pagination)
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት፡ ብሃማደኤ ዞባ ማእከል ዝተወደብ ንፈጠራዊ ተበላሓትነት ደቂ-ኣንስትዮ ዘጒልሕ ምርኢት ኢደ-ስራሓት፡ ብ24 ታሕሳስ ኣብ ኣስመራ ተኸፊቱ። ኣብ’ዚ ኣብ ጐደና ሓርነት – ኣፍደገ ቤት- ጽሕፈት ሚኒስትሪ ትምህርቲ ንህዝቢ ክፉት ኮይኑ ዘሎን ክሳብ 31 ታሕሳስ ዝቕጽልን ምርኢት፡ ብ27 ደቂ-ኣንስትዮ ዝተዳለወ፡ ስራሓት ላኻ፡ ካይላ፡ ፈትሊ፡ ቅብኣ፡ ባህላዊ ቊኖን ስልማት ዕንቊን ዘጠቓልል ስነ-ጥበባዊ ስርሓት ቀሪቡ ኣሎ። ስነ...
ሃገራዊ ትካል ምርምር ሕርሻ-ሓልሓለ፡ ጐድኒ-ጐድኒ’ቲ ምሩጽ ዘርኢ ብምቕራብ ምህርቲ ሓረስቶት ንምዕባይ ዘካይዶ ምርምራዊ ስራሕ፡ ናይ ስራሕ ዕድል ኣብ ምፍጣር’ውን ኣበርክቶ ይገብር ከምዘሎ፡ ሓላፊ ምምሕዳርን ፋይናንስን ናይ’ቲ ትካል ኣቶ ይሃይስ በርሀ ሓቢሩ። እቲ ትካል ኣብ ሓሙሽተ ዞባታት ዝነጥፉ 200 ቀወምቲ፡ ልዕሊ 20 ብኩንትራትን ኣስታት 250 መዓልታዊን ሰራሕተኛታት ከምዘለዉዎ ዝሓበረ ኣቶ ይሃይስ፡ ነበርቲ ከተማ ድባርዋን ከባቢኣን እውን ኣብ...
ፕረዚደንት ሃማደኤ ወ/ሮ ተኽኣ ተስፋሚካኤል፡ ብ23ን 24ን ታሕሳስ፡ ንተራን ኣበርክቶን ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ መኸተን ህንጸትን ዘብርህ – ንኣባላት 31 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ሰሚናር ኣካዪዳ። “ተራ ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ቃልሲ ንናጽነትን ምኽባር ልኡላውነትን፡ ብኽብርን ሓበንን ዝዝከር ቅያ እዩ” ዝበለት ወይዘሮ ተኽኣ፡ ሃገር ኣብ ምልማዕ ዝጻወታኦ ዘለዋ ተራ እውን፡ መርኣያ ኣድማዕነተን ኣብ ኩሉ-መዳያት ከምዝኾነ ኣረዲኣ። ደቂ-ኣንስትዮ...