To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
Layout A (with pagination)
ERi-TV Arabic News from Eritrea for December 27, 2017
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ዋሕዲ ዝስተ ማይ ሓውሲ ከተማ ዓዲ-ተከሌዛን ንምፍታሕን ቀጻልነቱ ንምውሓስን ብዞባ ደረጃ ዝወጸ መደብ ንምትግባር፡ ነበርቲ ስሩዕ ወፈራዊ ስራሓት የካይዱ ከምዘለዉ፡ ወኪል ኤሪና ሓቢሩ። እቶም ነበርቲ – ንሻምብቆታት ዝኸውን ጐዳጒዲ ኣብ ምዂዓትን፡ መኸዘኒ ማይ ኣብ ምስራሕን ልዑል ተሳትፎ የርእዩ ከምዘለዉ፡ ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ ዓዲ- ተከሌዛን ኣቶ ሰለሞን ሃይለ ገሊጹ። እቲ ብህዝቢ ዝዕመም ዘሎ ስራሕ፡ ካብ ምንጪ ማይ ናብ መዐደሊ ነቑጣታት ልዕሊ 2...
ተራ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ልምዓታዊ መደባት ንምሕያልን ተጠቃምነተን ኣብ ትካላት ማሕበራዊ ኣገልግሎት ንምዕባይን፡ ውዳበታተን ክዓዝዝ ከምዝግባእ፡ ኣብ ንኡስ ዞባ ሎጎ-ዓንሰባ ምስ ተመሃሮ ኣብ ዝተኻየደ ርክብ ተገሊጹ። ሓላፊት ሃማደኤ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ወይዘሮ ጽገወይኒ ገብረስላሴ ኣብ ዝሃበቶ መብርሂ፡ ተሳትፎ ደቂ- ኣንስትዮ ኣብ ልምዓት ንምዕዛዝን ኣብ ማሕበረ-ቊጠባዊ መዳያት እወታዊ ለውጢ ንምምጻእን ብዝተገብረ ጻዕሪ፡ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ዘተባብዕ ገስጋስ...