Layout A (with pagination)

ቀረብ ማይ ከተማ ከረን ‘ውሕስነት’ ረኺቡ

ነበርቲ ከተማ ከረን፡ ውሑስ ቀረብ ማይ፡ ኣብ መነባብሮ ርግኣት ከምዝፈጠረሎም – ንዝነበሮም ጸገም ብምጥቃስ ሓቢሮም። ብመሰረት ዝተዋደደ ውሑስ ምንጪን ዝተዘርግሐ መስመራትን፡ ስሩዕ ኣገልግሎት ክረኽቡ ከምዝበቕዑ ብምሕባር፡ “ደጊም ደድሕሪ ቦጣት ምጒያይ ኣብቂዑ እዩ” ክብሉ ገሊጾም። ግዝያዊ ሓላፊ ኣገልግሎት ቀረብ ማይ ከተማ ከረን፡ መንእሰይ ኣብርሀ ግርማጼን፡ እቲ ዝከፋፈል ዘሎ ማይ ካብ ሰለስተ ነቚጣታት – ማለት ካብ ጸባብ፡ ቀረብ ማይ...

Read More

ዓንሰባ – ተሳትፎ ህዝቢ ኣብ ምርጫታት ኣመሓደርቲ ተሞጒሱ

ኣብ ንኡሳን ዞባታት ሓመልማሎን ሓጋዝን ኣብ ዝተኻየደ ምርጫታት ኣመሓደርቲ ከባብን ኣካይድቲ ስራሕን – ተሳታፍነት ህዝቢ ተናኢዱ። ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ ሓመልማሎ ኣቶ ያቆብ እድሪስ፡ ህዝቢ ናብ መድመጺ ነቚጣታት ኣብ ምኻድ ዘርኣዮ ዋሕዚን ኣብ እዋን ምርጫ ዘንጸባረቖ ጭውነትን፡ ደሊብዎ ንዘሎ ንቕሓት ዝምስክር ምዃኑ ገሊጹ። ነቶም ዝተሰናበቱ ኣመሓደርቲ ድሕሪ ምምስጋን ከኣ፡ ህዝቢ ከም ወትሩ ኣብ ጐድኖም’ቶም ሓደስቲ ኣመሓደርቲ እውን ደው ክብል...

Read More
ኣስታት 37 ሽሕ ዶላር ተወፍዩ

ኣስታት 37 ሽሕ ዶላር ተወፍዩ

ኣብ ኩወይትን ከተማ ኤድመንተን – ካናዳን ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ንመናበዪ ስድራ-ስዉኣትን መሰሰኒ ማዕከን ሕድሪ ሰማእታትን ዝውዕል ኣስታት 37 ሽሕ ዶላር ከምዝወፈዩ፡ ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ሓቢሩ። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፡ ኤርትራውያን ነበርቲ ኩወይት ንመናበዪ ስድራ ስዉኣት 27 ሽሕን 403 ዶላር ኣመሪካ ከበርክቱ እንከለዉ፡ ኣብ ከተማ ኤድመንተን – ካናዳ ዝነብሩ ኣባላት ማሕበር ምሕብሓብ ስድራ ሰማእታት ድማ፡ ንመሰሰኒ ማዕከን...

Read More

Login

Categories