Layout A (with pagination)

ፎሮ – ኣልማዕቲ ጀራዲን ብፍረ-ጻዕሮም ይተባብዑ

ፎሮ – ኣልማዕቲ ጀራዲን ብፍረ-ጻዕሮም ይተባብዑ

ኣብ ንኡስ ዞባ ፎሮ፡ ኣልማዕቲ ጀራዲን ሮብሮቢያን ፋጡማ ዓረን፡ እቶታውነቶም ንምዕባይ ዘካይድዎ ጻዕሪ – ኣተባባዒ ፍረ ይረኽቡሉ ከምዘለዉ ገሊጾም። እቶም ኣልማዕቲ፡ እቲ ብሚኒስትሪ ሕርሻ ዝወሃቦም ኣስተምህሮን ምኽሪን ከምኡ’ውን ዝግበረሎም ደገፍ፡ ኣብ ዘሰላስልዎ ንጥፈታት ዓቢ ድርኺት ከም ዝፈጠረሎም፡ ኣብ’ዚ ግዜ’ዚ ድማ ኣድህቦኦም ኣብ ዓበይቲ ኣግራብ ፍረታት ኮይኑ ከምዘሎ ብምሕባር፡ ንኣብነታውያን ሓረስቶት ዝተዓደለ ናይ ተምሪ...

Read More

Login

Categories