Layout A (with pagination)

ተራ ዜጋታት ኣብ መድረኻዊ ተልእኾ ዘብርህ ሰሚናራት ተኻይዱ

ኤርትራውያን ነበርቲ ሆላንድ፡ ኣንጎላን እስራኤልን፡ ኣብ ህልው ኩነታት ሃገርን ተራ ዜጋታት ኣብ መድረኻዊ ተልእኾን ዘተኰረ ሰሚናራት ተዋሂብዎም። ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ኤውሮጳዊ ሕብረትን ሃገራት ቤነሉክስን ኣቶ ነጋሲ ካሳ፡ ንኤርትራውያን ነበርቲ ሮተርዳምን ኣምስተርዳምን ብ16ን 17ን ታሕሳስ ኣብ ዝገበሮ ሰሚናር – ዓመተ-2017 ውጽኢት ተወፋይነትን ጽኑዕ መኸተን ህዝብን መንግስትን ዝተራእየላ ምዃና፡ እንኣትዋ ዘለና ዓመት ዝበረኸ ውጽኢት...

Read More
ባጽዕ – ብኲራት ካብ መኣዲ ትምህርቲ ተዘትዪሉ

ባጽዕ – ብኲራት ካብ መኣዲ ትምህርቲ ተዘትዪሉ

ኣብ ንኡስ ዞባ ባጽዕ – ምምሕዳራት ከባቢ እምኩሉን ሕጥምሎን፡ ብዛዕባ ተሳታፍነት ኣብ መኣዲ ትምህርቲ ንምዝታይ ብ26 ታሕሳስ ርክብ ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ነበርቲን ዝምልከቶም ኣካላትን ዝተሳተፍዎ ኣኼባ፡ ኣብ ክልቲኡ ምምሕዳራት ከባቢ ዝርከቡ፡ ክመሃሩ እናተገብኦም ዛጊት ካብ መኣዲ ትምህርቲ ርሒቖም ናይ ዘለዉ ኣስታት 500 ዜጋታት ጉዳይ – ቀንዲ ዛዕባ ምንባሩ፡ ወኪል ኤሪና ሓቢሩ። ብሓፈሻኡ – ጠንቂ ናይ ዘይምምሃርን ጀሚርካ...

Read More

ባይቶ ዞባ ደቡብ መበል 17 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣቃኒዑ

ባይቶ ዞባ ደቡብ፡ “ሓድነትና፡ መተካእታ ዘይብሉ ሓይልና” ብዝብል ቴማ፡ መበል 17 ስሩዕ ኣኼባኡ ብ26 ታሕሳስ ኣብ ከተማ መንደፈራ ኣቃኒዑ። ኣቦ-መንበር ባይቶ መምህር ወልዳይ ገብረ፡ ህዝቢ – ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ናይ’ቲ ዞባ ኣብ ዝትግበሩ ዘለዉ መደባት ልምዓት ንቑሕ ተሳትፎኡ ከዕዝዝ ተላብዩ። ካብ ናይዚ ዓመት’ዚ ዓበይቲ ምምሕዳራዊ ንጥፈታት፡ መስርሕ መለሳ መሬት 98 ሚእታዊት ዕዉት ምንባሩ፡ ሓድሽ መምርሒ ክራይ ናይ ግሊ ኣባይቲ ኣብ...

Read More

Login

Categories