Layout A (with pagination)

ኣመሓዳሪ – ኣገዳስነት ‘ውዳበ ህዝቢ ኣብ ልምዓት’ የዘኻኽር

ኣመሓዳሪ – ኣገዳስነት ‘ውዳበ ህዝቢ ኣብ ልምዓት’ የዘኻኽር

ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ኣምባሳደር መሓመድ-ስዒድ ማንታይ፡ ሱታፌ ህዝቢ ኣብ ልምዓታዊ መደባት ንኽዓዝዝ ውዳበ ኣገዳሲ ምዃኑ፡ ኣብ’ቲ ዞባ ምስ ዝነጥፉ ሓለፍቲ ትካላት መንግስቲ ኣብ ዝገበሮ ርክብ ኣገንዚቡ። ንህዝቢ ዘማእከለ መደባት ጥሙር መኸተ ጽቡቕ ይግስግስ ከምዘሎ ብምሕባር፡ መደባት 2018 ብዝለዓለ ኣድማዕነት ንምትግባር – ብኣጋኡ ተሳትፎ ህዝቢ ዘዕዝዝ ውዳበታትን ኣተኣላልያን ክረጋገጽ ኣዘኻኺሩ። ዓወት ኣብ ሓባራዊ ስራሕ...

Read More

ኣብ ሓመልማሎ፡ ውጽኢታዊ ልምዓታዊ ስራሕ ተተግቢሩ

ኣብ 2017 ኣብ ንኡስ ዞባ ሓመልማሎ ዝተሰላሰለ ኮም ዝሰረቱ ውጽኢታዊ መደባት ልምዓት፡ ኣብ መጻኢ ክትግበሩ ንዝውጠኑ መደባት ህንጸት ባይታ ዘጣጥሕ ምዃኑ፡ ኣመሓዳሪ ዞባ ዓንሰባ ኣቶ ዓሊ ማሕሙድ ገሊጹ። ብ27 ታሕሳስ ምስ ኣመሓደርቲ ከባቢታት፡ ኣነባበርቲ ዓዲ፡ ዓበይቲ ዓድን መራሕቲ ሃይማኖትን ኣብ ዝገበሮ ርክብ፡ ኣቶ ዓሊ፡ ምጥርናፍ ዓድታት፡ ምድላው ርእሰ-ውጥን ከባቢታት፡ ምጽራግ ጽርግያታት፡ ምትካል ጸሓያዊ ጸዓት ኣብ ኣባይትን ትካላት ትምህርትን፡...

Read More

ዓንሰባ – ኣብ ምዕቃብ ማይን ሓመድን ዝተሰላሰለ ስራሕ ተናኢዱ

ኣብ ዞባ ዓንሰባ – ኣብ 2017 ኣብ ምዕቃብ ማይን ሓመድን ዝነኣድ ስራሕ ከምእተሰላሰለ፡ ንዝያዳ እቶታውነት ግዳ ቀጻሊ ጻዕርን ምክትታልን ከምዘድሊ፡ ሚኒስተር ሕርሻ ኣቶ ኣረፋይነ በርሀ ኣገንዚቡ። ብ27 ታሕሳስ ኣብ ከተማ ከረን ኣብ ዝተኻየደ ገምጋም ስራሕ ጨንፈር ሚኒስትሪ ሕርሻ ናይ’ቲ ዞባ ኣብ ዓንሰባ – ኣብ ምዕቃብ ማይን ሓመድን ዝተሰላሰለ ስራሕ ተናኢዱ ዘስመዖ መደረ – ሚኒስተር ኣረፋይነ፡ ኣገዳስነት ምሩጽ ኣዝርእቲን...

Read More

Login

Categories