ERi-TV: Mosaic Snapshots from 2017: Swimming grandmaShare this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
Layout A (with pagination)
ERi-TV Drama Series – nTab zKri zemen/ንጣብ ዝኽሪ ዘመን – part III
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ኣብ ንኡስ ዞባ ሃይኮታ፡ ኣብ ምድልዳል መሬት ክረምታዊ ሕርሻ ኣድማዒ ስራሕ ከምዝተዓመ፡ ምምሕዳር’ቲ ንኡስ ዞባ ብ26 ታሕሳስ ምስ ህዝቢ ኣብ ዝገበሮ ርክብ ገሊጹ። ብመሰረት ኣብ 2017 ዓ.ም. ዝተተግበረ መደብ፡ ኣስታት 6 ሽሕ ነበርቲ ናይ ሕርሻ መሬት ከምዝተዓደሉ፡ እቲ ዕማም ድማ ልዕሊ 93 ሚእታዊት ከምዝተዓወተ፡ ኣካያዲ ስራሕ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ኣረጋይ መብራህቱ ሓቢሩ። ተሳታፍነት ህዝቢ ኣብ ልምዓታዊ መደባት ንምርግጋጽን ንምድንፋዕን ብዝተሰላሰለ...
ኣብ ወርሒ ነሓሰ 2017 ዓ.ም. ዝተኣወጀ ክራይ ናይ ግሊ ኣባይቲ ንምውሳን ዝወጽአ ሓድሽ መምርሒ ኣብ ኩሉ ከባቢታት ሃገር ተግባራዊ ክኸውን ብንጥፈት ኣብ ዝስራሓሉ ዘሎ እዋን፡ ኣብ ዞባ ማእከል፡ መስርሕ ምውሳን ክራይ ንትካላት ዘገልግል ናይ ግሊ ኣባይቲ ከምዝተጀመረ ተሓቢሩ። ቤት-ጽሕፈት ምምሕዳር ክራይ ኣባይቲ ዞባ ማእከል ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ዕላማ ናይ’ዚ መምርሒ’ዚ ካብ’ቲ ናይ መንበሪ ከምዘይፍለ ብምጥቃስ፡ ኣብ መላእ ሃገር ሓደን ምዕሩይን ስርዓተ...
ባይቶ ዞባ ማእከል፡ “ውሁድ ስራሕ ንሃገራዊ መኸተን ልምዓትን’’ ብዝብል ቴማ፡ ቅድሚ ትማሊ 29 ታሕሳስ መበል 17 ስሩዕ ኣኼባኡ ኣቃኒዑ። ኣቦ-መንበር ባይቶ ኣቶ ኣብርሃም ሰመረ፡ ብደረጃ ዞባ ብዛዕባ ዝተሰላሰሉ ማሕበራዊ፡ ቁጠባዊ፡ ፖለቲካዊን ካልኦትን ንጥፈታት ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፡ ውሕስነት መግቢ ንምርግጋጽ፡ ብሓያል ተሳትፎ ህዝቢ ኣብ ምዕቃብ ሓመድን ማይን፡ ምግራብን ምሕዛእን፡ ከምኡ’ውን ምህናጽ ዲጋታትን ራህያታትን ዓበይቲ መደባት ከምዝተዓሙ፡ ኣብ...