ኣብ ንኡስ ዞባ ድገ፡ ኣብ ዓመተ-2017 ዕዉት ምጥርናፍ ዓድታትን ወፈራዊ ስራሓትን ከምእተኻየደ ተገሊጹ። ኣካያዲ ስራሕ ምምሕዳር’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ህንጻኣብ ወልዱን ሓላፊ ምምሕዳርን ፋይናንስን ኣቶ ስምኦን የማነን ኣብ ዘቕረብዎ ጸብጻባት፡ ምጥርናፍ ዓድታትን፡ ምድልዳል መሬት ሕርሻን ዝርከቦ ዝተፈላለየ መደባት ከምእተተግበረ ብምሕባር፡ ንተራን ኣበርክቶን ነበርቲ መጒሶም። ኣብ ጽላት ትምህርቲ ተሳታፍነት ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ መባእታን ማእከላይን ደረጃታት...
Layout A (with pagination)
ኣስታት 200 ዝኾኑ ኣባላት ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት፡ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት፡ ካብ 21 ክሳብ 29 ታሕሳስ፡ ኣብ ዞባታት ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ጋሽ-ባርካን ንዝርከብ ልምዓታውን ታሪኻውን ቦታታት ንምዕዛብ ዑደት ኣካዪዶም። እቲ ዑደት፡ ጋሕቴላይ፡ ባጽዕ፡ ገልዓሎ፡ ዕዲ፡ ዓሰብ፡ ራሓይታ፡ ኣፍዓበት፡ ናቕፋ፡ ሳዋ፡ ከርከበት፡ ሃይኮታ፡ ኦምሓጀር፡ ተሰነይን ኣብ’ቲ መስመራት ዝርከብ ልምዓታዊ መደባትን ዘጠቓለለ እዩ። እቶም ኣምባሳደራት...
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት 2018፡ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻእን፡ ኣብ ምውሓስ ልኡላውነት ሃገርን መደባት ልምዓትን ተዋፊሮም ንዘለዉ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል፡ ከምኡ’ውን ንኣዕሩኽን ፈተውትን ኤርትራ ‘ሰናይ ምንዮቱ’ ገሊጹ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ መልእኽቱ፡ ህዝቢ ኤርትራ ንኹሉ ተጻብኦታትን ሽርሕታትን ብጽንዓቱን ሓያል መኸተኡን ብዓወት ሰጊሩ፡ ኣብ ኣፈፌት ብሩህ መጻኢ ምብጻሑ ዮሃናኡ ብምግላጽ፡ “ርሑስ ሓድሽ...
ERi-TV Tigre News from Eritrea for January 1, 2018
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.