To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
Layout A (with pagination)
ERi-TV: New Year Special – Shingrwa/ሸንግርዋ Part VI
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ERi-TV: New Year Special – Interview with Dr. Bereket Mengesteab/ ቃል መሕተት ምስ ዶክተር በረኸት መንግስተኣብ
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ጨናፍር ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ኣብ ዞባታት ማእከልን ደቡብን፡ ኣብ 2017 ኣብ ምብራኽ ንቕሓትን ምሕያል ውዳበን ኣተኲሮም ዝተሰላሰሉ መደባት ዕዉታት ምንባሮም ገምጊሞም። ኣብ ዞባ ማእከል፡ ኣብ ምምልማል ካድራትን፡ ምስ ምምሕዳራት ብምውህሃድ ኣብ ወፈራዊ ልምዓታዊ ስርሓትን ዕዉት መደባት ከምእተተግበረ ተሓቢሩ። ኣቦ-መንበር ህግደፍ ዞባ ማእከል ኣቶ ዮሱፍ ሳይቕ፡ ኣብ ኩሉ ጽላታት ዝተመዝገበ ገስጋስ፡ ኣብ ዓመተ-2018 ብዝለዓለ ናይ መኸተ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ፎሮ፡ ኣልማዕቲ ጀራዲን ሮብሮቢያን ፋጡማ ዓረን፡ እቶታውነቶም ንምዕባይ ዘካይድዎ ጻዕሪ ኣተባባዒ ፍረ ይረኽቡሉ ከምዘለዉ ገሊጾም። እቶም ዜጋታት፡ ብሚኒስትሪ ሕርሻ ዝወሃቦም ኣስተምህሮን ምኽሪን ከምኡ’ውን ዝግበረሎም ደገፍ፡ ኣብ ዘሰላስልዎ ንጥፈታት ዓቢ ድርኺት ከም ዝፈጠረሎም፡ ኣብ’ዚ ግዜ’ዚ ድማ ኣድህቦኦም ኣብ ዓበይቲ ኣግራብ ፍረታት ኮይኑ ከምዘሎ ብምሕባር፡ ንኣብነታውያን ሓረስቶት ዝተዓደለ ናይ ተምሪ ፈልሲታት ብሰፊሑ ክተኣታቶ...