ERi-TV: Shingrwa Notables: Energetic Dancer Wins Audience, Leaves Judges Conflicted
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
Layout A (with pagination)
ማሕበረ-ኮም ኤርትራውያን ነበርቲ ተልኣቪቭን ከባቢኣን – እስራኤል፡ ተሳትፎኡ ኣብ ሃገራዊ መደባት ከምዘደንፍዕ፡ ብ30 ታሕሳስ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ኣረጋጊጹ። ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ሃገረ-እስራኤል፡ ኣቶ ሰለሙን ክንፈ፡ ሎሚ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ንኹሉ ተጻብኦታት ብጽንዓት መኪቶም ኣብ ዘተስፉ መድረኽ ከምዝርከቡ፡ ኣብ መደባት ልምዓት እውን ዘተባብዕ ስራሓት ይዕመም ከምዘሎ ኣረዲኡ። ቈንስላዊ ኣገልግሎት ብዝምልከት፡ ኣብ እስራኤል...
ወለዲ ኣብ ትምህርቲ ዘለዎም ተገዳስነት ብምብራኽ፡ ኣብ ደቆም ዕቱብን ቀጻልን ምክትታል ምስ ዝገብሩ፡ ኣብ ውጽኢት ተመሃሮ ርኡይ ዕብየት ክምዝገብ ከምዝኽእል፡ ኣብ ከተማ ከረን ኣብ ዝተኻየደ ዘተ ተገሊጹ። ኣመሓዳሪ ከተማ ከረን ኣቶ ዘርእዝጊ ዳዊት፡ ምስ ኣመሓደርቲ ከባቢ ከምኡ’ውን ምስ ሓደስቲን ዝጸንሑን መራሕቲ ዞናትን ኣካየድቲ መደባት ልምዓትን ኣብ ዝገበሮ ርክብ፡ ተራ ወለዲ ኣብ መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን እምነ-ኲርናዕ ምዃኑ ጠቒሱ፡ ነዚ ተዳኺሙ...
ሚኒስትሪ ዞባዊ ምምሕዳራት፡ ኣብ 2017 በብዞባኡን በብጽላቱን ዝተሰላሰሉ ንጥፈታት ብምግምጋም፡ ኣብ መደባት 2018 ዘትዩ። ብ3ን 4ን ጥሪ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ፡ ኣመሓደርቲ ዞባታት፡ ን2017 ተወጢኑ ኣብ ዝነበረ መደባት ልምዓት ብመንጽር ትግባረኡ፡ ዘጋጠመ ብድሆታትን ተሳትፎ ህዝብን፡ ዝርዝራውን ስእሊ ዝህብን ጸብጻባት ኣቕሪቦም። ዝሓለፈት ዓመት ካብ ዝተተግበሩ ዓበይቲ መደባት፡ ትሕዝቶን ምሕደራን መሬት ካብ ዓዲ ክሳብ ከባቢታት ብግቡእ...
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.