ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ደቡብ፡ ብጉድለት ጽሬት ከባቢ ዝስዕቡ ሕማማት ንምቊጽጻር፡ ኣብ ዝተፈላለያ ምምሕዳራት ከባቢ ኣስተምህሮታትን ስልጠናታትን ይህብ ኣሎ። ብመሰረት ሓበሬታ ሓላፊ ኣሃዱ ጥዕና ከባቢ – ኣቶ መሓመድ መሓመድ-ሳልሕ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሸሞንተ ዓመታት ኣብ ኩለን ዓድታት ዞባ ደቡብ ዝተኣታተወ ኮም ዝመርሖ ሓባራዊ ክንክን ጥዕናን ጽሬትን ዝተወስደ ተበግሶታትን ዝድለ ውጽኢት ኣይሃበን። ነዚ ድኽመታት’ዚ ንምእላይ እምበኣር መደብ ተታሒዙ...
Layout A (with pagination)
ኣብ ገለልዕንደ – ንኡስ ዞባ ፎሮ፡ ኣብዚ ግዜ’ዚ ዝረአ ዘሎ ትሑት ተሳትፎ ኣብ መኣዲ ትምህርቲ፡ ብፍላይ ናይ ደቂ- ኣንስትዮ ክተባባዕ፡ ጥርናፈ ዓድታት ክድፋኣሉ ተመሃሮ ጸዊዖም። እቶም ተመሃሮ ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፡ ቊጽሪ ተመሃሮ ብፍላይ ድማ ናይ ደቂ- ኣንስትዮ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ይንኪ ምህላዉ ብምምልካት፡ ነዚ ንምፍታሕ ኣብ ምብራኽ ንቕሓት ዘተኰረ ጻዕሪታት ክሕይል ተላብዮም። እቶም ተመሃሮ ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፡ ቊጽሪ ተመሃሮ ብፍላይ ድማ...
ብቕዓቱ ዝሓለወ ስርዓተ-ትምህርቲ ብምርግጋጽ ኣድማዕነት መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ንምውሓስ፡ ተመላላኢ ጻዕሪ ክካየድ ከምዘድሊ፡ ኣብ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ሓፈሻዊ ትምህርቲ ኣቶ ሙሳ ሑሴን ናይብ ኣዘኻኺሩ። ኣብ ከተማ ባረንቱ ምስ ኣመሓደርቲ ንኡሳን ዞባታት፡ ሓለፍቲ ጨናፍር ትምህርቲን ዳይረክተራትን ኣብ ዝገበሮ ርክብ – ኣቶ ሙሳ፡ ውጽኢት ኣብ ትምህርቲ ናይ ዝግበር ወፍሪ፡ ብመንጽር ዝጭበጡ ዓወታትን ብቕዓት ተመሃሮን ክልካዕ...
ERi-TV Tigre News from Eritrea for January 5, 2018
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.