ERi-TV Drama Series – nTab zKri zemen/ንጣብ ዝኽሪ ዘመን – part IV
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
Layout A (with pagination)
ERi-TV: ሰለስተ ገጻት ሳዋ – The Three Faces of SawaShare this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ኣብ ንኡስ ዞባታት ሰረጀቓን ድባርዋን፡ ን2018 ዓ.ም. ተወጢኑ ኣብ ዘሎ መደባት ልምዓትን ኮማዊ ተሳትፎን ዝዘተየ ርክባት ተኻዪዱ። ኣብ ንኡስ ዞባ ሰረጀቓ ኣብ ዝተኻየደ ርክብ ህዝብን ምምሕዳርን፡ ኣብ ትምህርቲ ዝነበረ ሕጽረታት ብምቅላሉ፡ ምክትታል ወለዲን ተገዳስነት ተመሃሮን ክብ ብምባሉ፡ ዋሕዲ መማህራን ፍታሕ ብምርካቡ – ኣብ ገስጋስ ትምህርቲ ለውጢ ከምዝተራእየ ክግለጽ እንከሎ፡ ኣብ 2018 ብዝሓየለ ክድፋኣሉ ተወሲኑ። ኣፍልጦ ህዝቢ ኣብ...
ነበርቲ ንኡስ ዞባ እምኒ-ሓይሊ፡ ብምውህሃድ ህዝብን መንግስትን ኣብ ከባቢኦም ዝሰላሰል ዘሎ ዓበይቲ መደባት ልምዓት፡ ንህይወቶም ብእወታ ከምዝጸለዎ፡ ምስ ምምሕዳር’ቲ ንኡስ ዞባ ኣብ ዝተኻየደ ርክብ ገሊጾም። ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ እምኒ-ሓይሊ ኣቶ ብርሃነ መንገሻ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ብኩባንያ ህንጻ ብድሆ ዝዕመም ዘሎ 16 ቢንቶታት ዘጠቓለለ 30 ኪሎ- ሜተር ናይ ሓመድ ጽርግያ እምኒ-ሓይሊ – ዓዲ-ብሓይላይ፡ ፕሮጀክቲ ማይ ዓድታት ጣፋ-ንፋስን...
ብጹእ ኣቡነ ሉቃስ – ዋና ጸሓፊ ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ- ክርስትያን ኤርትራ፡ ብምኽንያት በዓል ልደት ንመእመናን ቃለ-ቡራኬ ሂቦም። ብጹእ ኣቡነ ሉቃስ ኣብ ቡራኬኦም፡ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ንዝርከቡ መእመናን፡ ኣብ ምሕላው ወሰናስን ሃገርን ልምዓትን ተዋፊሮም ንዘለዉ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል፡ ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ንዝርከቡ ሕሙማት፡ ብሓፈሻ ድማ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ “እንቋዕ ናብ ብርሃነ ልደቱ ኣብቅዓኩም” ኢሎም። ብጹእ ኣቡነ...