Layout A (with pagination)

ግብሪ ኣብ እዋኑ ክኽፈል ሚኒስትሪ ፋይናንስ ኣዘኻኺሩ

ግብሪ ኣብ እዋኑ ክኽፈል ሚኒስትሪ ፋይናንስ ኣዘኻኺሩ

ግብሪ፡ ብመሰረት ዝወጸን ብጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ዝተዘርግሐን ናይ ግዜ ሰሌዳ ኣብ እዋኑ ክኽፈል ከምዝግብኦ፡ ሚኒስትሪ ፋይናንስ ኣዘኻኺሩ። ብመሰረት ኣሰራርሓ ክፍሊ ኣታዊ ውሽጢ ሃገር፡ ግብሪ እቶት ንግዳዊ ንጥፈታትን ንግዳዊ ሕርሻን ኣብ ሰለስተ ተመዲቡ ዝኽፈል ኮይኑ፡ ኣብ ደረጃ ‘ሀ’ ዝተመደቡ ከፈልቲ ግብሪ ካብ ወርሒ ጥሪ ክሳብ ሚያዝያ፡ ኣብ ደረጃ ‘ለ’ ዝተመደቡ ካብ ጥሪ ክሳብ መጋቢት፡ ኣብ ደረጃ ‘ሐ’ ዘለዉ ድማ ኣብ ወርሓት ጥሪን ለካቲትን ኣታዊኦም...

Read More

ንጥፈታት ‘ምዕራባዊ ዞባ መኸተን ልምዓትን’ ተገምጊሙ

ኣብ ምዕራባዊ ዞባ መኸተን ልምዓትን፡ ኣብ 2017 ብውህደት ህዝቢ፡ ሰራዊት፡ ኩባንያታት ህንጻ ሰገንን ብድሆን፡ ማእከል ስልጠና ሓይልታት ምክልኻል፡ ኮርፖረሽን ዘራእትን ጥሪትን፡ ምምሕዳር ዞባን ካልኦት ኣካላትን ንዝተሰላሰለ ስርሓት ዝገምገመን ኣብ መደባት ስራሕ 2018 ዝዘተየን ኣኼባ፡ ብ4 ጥሪ ኣብ ከተማ ባረንቱ ተቓኒዑ። ብመሰረት ዝቐረበ ጸብጻብ፡ ብሓፈሻ ልዕሊ 165 ሽሕ ጉልበት ዝተሳተፎን ብገንዘብ ኣስታት 49 ሚልዮን ናቕፋ ዝተተመነን –...

Read More

Login

Categories