Layout A (with pagination)

ቀዳማይ ገጽ ጽገና ጽርግያ ዓዲ ገብሩ – ምለዛናይ ተዛዚሙ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሎጎ-ዓንሰባ፡ ብተበግሶ ህዝቢ ዝሰላሰል ዘሎ መስርሕ ምጽጋንን ምስፋሕን ጽርግያታት፡ ኣብ ቀዳማይ ገጹ – ካብ ዓዲ ገብሩ ናብ ምለዛናይ ዝኣቱ ክፋል፡ ብዶዘር ብዝተሰነየ ስራሕ ከምእተዛዘመ ተገሊጹ። እቲ ስራሕ፡ ምግፋሕን ምምድማድን ጸበብቲ ጽርግያታት፡ ምህናጽ ቢንቶታት፡ ምሕጻር ጥውይዋይ ዝበዝሖ መስመራት ከምዘጠቓልል ዝሓበረ ወኪል ኤሪና፡ ኣብ ካልኣይ ገጽ፡ መስመር ደቂ ሽሓይ – ደርሰነይ ንምጅማር ምድላዋት ከምእተጻፈፈ፡...

Read More
ጸሮና – ስድራ ስዉኣት ‘ደጊም ካብ ሃልኪ ድሒንና’ ይብሉ

ጸሮና – ስድራ ስዉኣት ‘ደጊም ካብ ሃልኪ ድሒንና’ ይብሉ

ኣብ ንኡስ ዞባ ጸሮና ዝርከቡ ስድራ- ስዉኣት፡ ኣብ ቦታኦም ዝኽፈሎም ዘሎ ደበስ፡ ካብ ብዙሕ ሃልኪ ከምዘድሓኖም ገሊጾም። ዝሓለፈ እዋን ናብ ደቀምሓረ ክኸዱ ይግደዱ ምንባሮም፡ እዚ ድማ ጉልበታውን ቊጣባውን ሃልኪ ከምዝነበሮ ብምጥቃስ፡ ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ግን፡ ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ንኩነታቶም ኣብ ግምት ብምእታው ፍታሕ ከምዝገበረሎም ሓቢሮም። ሓላፊ ቤት-ጽሕፈት ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ኣብ ንኡስ ዞባ ጸሮና ኣቶ ተኽለ ዛይድ፡ እቲ ዝኽፈል ደበስ...

Read More
ነበርቲ ሓመልማሎ፡ ዕዉት ንጥፈታት ከባብያዊ ጽርየት ኣካዪዶም

ነበርቲ ሓመልማሎ፡ ዕዉት ንጥፈታት ከባብያዊ ጽርየት ኣካዪዶም

ነበርቲ ንኡስ ዞባ ሓመልማሎ፡ ካብ 2008 ኣትሒዞም ብዘካይድዎ ዘለዉ ዘመተ ጽርየት ኣከባቢ፡ ኣብ ጥዕና ደቆምን ከባቢኦምን ጽቡቕ ውጽኢት ከምዝረኸቡሉ ገሊጾም። እቶም ነበርቲ፡ ሳላ ዝተጠርነፉ መሰረታዊ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ከምእተዋደደሎም ብምጥቃስ፡ ብዝወስድዎ ዘለዉ ተበግሶታት ምዕቃብ ጽርየት ከባቢ ድማ ተርእዮ ሕማማት ኣዝዩ ከምዝነከየ ገሊጾም። ከም ውጽኢት ናይ’ቲ ኣብ ዝሓለፈ 10 ዓመታት ዘሰላሰልዎ ወፈራታት፡ ካብ 23 ዓድታት ኣብተን 20 ዓይኒ-ምድሪ...

‘ዛሕሊ’ ክቕጽል ስለዝኽእል ጥንቃቐ ክግበር ኣሃዱ ሜትዮሮሎጂ ኣዘኻኺሩ

ኣብ’ዚ ወቕቲ’ዚ ተኸሲቱ ዘሎ ቀዝሒ ዝዓብለሎ ኩነታት ኣየር፡ ክሳብ ዝመጽእ ወርሒ መጋቢት ክቕጽል ስለዝኽእል – ዜጋታት ጥንቃቐ ክገብሩ፡ ሓላፊ ኣሃዱ ሜትዮሮሎጂ ኣቶ ኢሳቕ ፍስሃ ኣዘኻኺሩ። ናይ ኤርትራ ክሊማ፡ ክልተ ኣብ ሰሜናዊ ቅናት ምድሪ፡ ክልተ ድማ ኣብ ደቡባዊ ቅናት ምድሪ ብዝኽሰት ጸቕጢ ኣየር ከምዝጽሎ ዘረድአ ኣቶ ኢሳቕ፡ ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ዝነፍሱ ዘለዉ ንፋሳት መበገሲኦም ካብ ሳይበርያን ምዕራብ ኤውሮጳን ስለዝኾነ ዛሕሊ ጸይሮም ክመጹ...

Read More

Login

Categories