ፖሊስ ኤርትራ፡ ናይ 2017 ስራሓቱ – ብ9ን 10ን ጥሪ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባታት ገምጊሙ። ኣዛዚ ፖሊስ ኤርትራ ኮሎኔል መሓሪ ጸጋይ፡ ኣብ ምክልኻልን መርመራን ገበን፡ ምሕደራን ኣገልግሎታትን፡ ቊጽጽርን ኣገልግሎት ሕጊን፡ ውጥንን መጽናዕትን፡ ኣብ ዜናዊን ጐስጓሳዊን ንጥፈታት ናይ ዝተሰላሰሉ መደባት ጸብጻብ ኣቕሪቡ። ኣብ’ቲ ጸብጻብ፡ ኣብ ውሽጢ 12 ኣዋርሕ ኣስታት 14 ሽሕ ጥርዓናት ገበናትን በደላትን ከምእተመዝገበ፡ እዚ ከኣ ምስ ናይ 2016...
Layout A (with pagination)
ሓረስቶት ዞባ ማእከል፡ ዘለዎም ጽበት መሬት ኣብ ግምት ብምእታው፡ ኣብ ክቡራት ኣዝርእቲ ከተኲሩ – ሚኒስተር ሕርሻ ኣቶ ኣረፋይነ በርሀ ብ10 ጥሪ ኣብ ዝተኻየደ ዓውደ-ዘተ ኣዘኻኺሩ። ቀረብ ጸባን ስጋን፡ ኣሕምልትን ፍረታትን እውን ካብ’ቲ ብቐዳምነት ክጥምትዎ ዘለዎም ምዃኑን፡ ምዕቃብን ምድንፋዕን ባህርያዊ ሃብቲ ብዝለዓለ ክሰርሑሉ ከምዝግባእን ድማ ኣተሓሳሲቡ። ዝሓለፈ ዓመት፡ ውሕስነት መግብን ማይን ንሰብን እንስሳታትን ንምርግጋጽ ከምኡ’ውን ካብ...
ERi-TV Arabic News from Eritrea for January 12, 2018
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV መደብ ፍኖተ ሂወት: Day Laborers And Their Horses
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)