ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብኣጋጣሚ ሓድሽ ዓመት 2018፡ ጽባሕ ሰንበት 14 ጥሪ ሰዓት 8፡00 ናይ ምሸት፡ ኣብ ኣገደስቲ እዋናውያን ዞባዊ ምዕባለታት፡ ምስ ማዕከናት ዜና ውሽጢ ሃገር ቃለ-መሕትት ከካይድ ምዃኑ ንሕብር።
ሚኒስትሪ ዜና
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
Layout A (with pagination)
መስርሕ ምጽጋን ናይ ሓመድ ጽርግያ እንዳገርግስ – ማይ-ምነ፡ ኣብቲ ዝተመደበሉ ግዜ ንኽዛዘም ተራኦምን ኣበርክቶኦምን ከምዘዕዝዙ፡ ነበርቲ ንኡስ ዞባ ማይ-ምነ ገሊጾም። እቶም ዜጋታት ነዚ ዝገለጹ፡ ትግባረ መደባት 2017 ብምግምጋም ኣብ መደባት 2018 ንምዝታይ ምስ ምምሕዳር’ቲ ንኡስ ዞባ ኣብ ዘካየድዎ ርክብ’ዩ። ወከልቲ 17 ምምሕዳራት ከባቢ ኣብ ዝተረኽቡሉ ብ4 ጥሪ ኣብ ዝተቓንዐ ኣኼባ፡ ኣካያዲ ስራሕ ንኡስ ዞባ ማይ- ምነ ኣቶ ኪዳነ ፍሩይ፡...
መስርሕ ህንጻ ትካል ጥዕና ምምሕዳር ከባቢ ባዳ – ንኡስ ዞባ ገልዓሎ ክቀላጠፍ ነበርቲ ጸዊዖም። እቶም ዜጋታት፡ ኣብ ከባቢኦም መሰረታዊ ኣገልግሎታት ማይ፡ ጥዕና፡ ትምህርትን ካልእን ክረኽቡ ብምብቅዖም ኣብ መነባብሮ ለውጢ ከምዘምጽኡ ድሕሪ ምሕባር፡ ኣገልግሎት ክትህቦም ዝጸንሐት ትካል ጥዕና ኣብ ዝሓለፈ ሒደት ዓመታት ብህቦብላ ብምፍራሳ፡ ብቑዕ ኣገልግሎት ጥዕና ክረኽቡ ይጽገሙ ከምዘለዉ ገሊጾም። ንሳቶም ወሲኾም፡ ምፍራስ ናይ’ታ ትካል ነቲ...
ERi-TV Music: 2018 Sawa Musical Performance – Tigrinya song – Esayas Salih (Rasha)
ERi-TV Music: 2018 Sawa Musical Performance – Tigrinya song – Esayas Salih (Rasha)
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ERi-TV Music: 2018 Sawa Musical Performance – Bdawet song – Mustafa
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)