ERi-TV: Local Media Interview With President Isaias Afwerki, January 14, 2018
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
Layout A (with pagination)
ERi-TV Drama Series – nTab zKri zemen/ንጣብ ዝኽሪ ዘመን – part V
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ሃማደኤ ዞባ ማእከል፡ ኣብ 2017 ኣብ ትካላትን ሚኒስትሪታትን ዝሰርሓ ደቂ- ኣንስትዮ ኣብ ማሕበር ንምሕቋፍ ዘካየዶ ንጥፈታት ዕዉት ምንባሩ፡ ብ11 ጥሪ ኣብ ዝተኻየደ ዓመታዊ ገምጋም ስራሕ ሓቢሩ። ሓላፊት’ቲ ጨንፈር ወ/ሮ ኣለም በላይ፡ በብጽላቱ ዝርከባ ደቂ-ኣንስትዮ ብፍላይ ድማ ንመንእሰያት ብግቡእ ወዲብካ፡ ተሳትፎአንን ኣበርክቶአንን ኣብ ልምዓታዊ መደባት ኣብ ምዕዛዝ፡ ደረጃ ንቕሓት ኣባላት ክብ ብምባል ኣኣብ ከባቢአን ኩሉ ዓይነት ኣድልዎ ኣብ...
ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ መጋወዳ – ንኡስ ዞባ መንሱራ፡ ኣጋጢምዎም ዝጸንሐ ጸገም ዝስተ ማይ ፍታሕ ከምዝረኸበ ገሊጾም። ኣብ ኣገልግሎት ዝጸንሐ ትሕተ-ቅርጺ ፕሮጀክት ማይ ብምብልሻዉ፡ ኣስታት 7 ኪሎ-ሜተር እናተጓዕዙ ክሰትዩ ዝተገደዱ ነበርቲ፡ ኣብዚ እዋን’ዚ ስለዝተዓረየ – ጸገሞም ፍታሕ ከምዝረኸበ ሓቢሮም። እቲ ፕሮጀክት፡ ልዕሊ 7 ኪሎ-ሜተር ዝተዘርግሐ ሻምብቆታትን ክልተ መከፋፈሊ ነቚጣታትን የጠቓልል። ኣመሓዳሪ ናይ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ፎሮ፡ ንምዕባለ ደቂ- ኣንስትዮ ዝሃሲ ድሑር ልምድታት ንኽውገድ ክካየድ ዝጸንሐ ጻዕሪ፡ ዘተባብዕ ውጽኢት ይርከቦ ብምህላዉ – ውሁድ ጻዕሪታት ክቕጽል መዘኻኸሪ ቀሪቡ። ጸሓፊ ህግደፍ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ዓሊ ጃብር ምስ ነበርቲ ኣብ ዝገበሮ ርክብ፡ ብዝተኻየደ ጽዑቕ ጐስጓስ ርድኢት ሕብረተ-ሰብ እናተለወጠ ይመጽእ ምህላዉ ብምሕባር፡ ንዝበለጸ ውጽኢት ኣብ ርሑቕ ከባቢታት ተመሳሳሊ ንጥፈታት ክካየድ ከምዘድሊ ገሊጹ። ተሳተፍቲ፡ ብኹሉ...