To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
Layout A (with pagination)
ERi-TV መደብ ማእገር: Two Sisters Excel in Academics.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ሃገራዊ ማእከል ምርምር ሕርሻ ሓልሓለ፡ ካብ ባልዓትን ሕማማትን ናጻ ዝኾነ ሰለስተ ዓሌት ዘርኢ ድንሽ ንምምዕባልን ንምዝርጋሕን ዝጀመሮ ዕማም – ጽቡቕ ውጽኢት ይረኽበሉ ከምዘሎ፡ ክኢላታት ናይ’ቲ ማእከል ሓቢሮም። ሓላፊ ክፍሊ ባዮ-ተክኖሎጂ መንእሰይ ሙሴ ፍቓዱ፡ ካብ ቫይረስ፡ ባክተርያን ፋንጋስን ናጻ ዝኾነ ዘርኢ ምምዕባል ሓያልን ዝተሓላለኸን ናይ ላባራቶሪ ስርሓት ከምዝሓትት ጠቒሱ፡ በቲ መስርሕ ሓሊፉ ንሓረስቶት ካብ ዝተዓደለ 140 ኪሎ ድንሽ...
ኣብ ከተማ ኣፍዓበት፡ ንተመሃሮ ማእከላይን ካልኣይን ደረጃታት፡ ኣብ ዕድላት ትምህርትን ስነ-ምግባርን ዘተኰረ ሰሚናራት ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ኣስታት 2,700 ተመሃሮ ዝተሳተፍዎ – ኣብ ሓሙሽተ ኣብያተ-ትምህርቲ ዝተኻየደ ሰሚናራት፡ ሓላፊ ኣብያተ-ትምህርቲ ንኡስ ዞባ ኣፍዓበት መምህር ዓብዱላሂ ሳልሕ፡ ትምህርቲ እምነ-ኲርናዕ ምዕባለ ብምዃኑ፡ መንግስቲ ምዕሩይ ዝርጋሐን ተጠቃምነትን ናይ’ዚ መሰረታዊ መሰል ዝኾነ ኣገልግሎት ንምርግጋጽ፡ ክሳብ ርሑቕ...
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት 2018፡ ኣብ ኣገደስቲ ዞባዊ ምዕባለታት – ምስ ማዕከናት ዜና ውሽጢ ሃገር ቃለ- መሕትት ኣካዪዱ። ብቕድሚ ትማሊ 14 ጥሪ ብድምጺ ሓፋሽ ኤርትራን ኣገልግሎት ቴለቪዥን ኤርትራን ብቐጥታ ኣብ ዝተፈነወ ቃለ-መሕትት፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ – መበገስን ዕላማን ናይ’ቲ መደበር ቴለቭዝን ኣልጀዚራ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዘጋውሓቶን ብዘይዝኾነ ምጽራይ ብሓያሎ ማዕከናት ዜና ዓለም ዝተደጋገመን፡...