ትካላት ምጽራይን ምዕሻግን ማይ፡ ጥዕና ህዝቢ ከም ቀንዲ ዕላማአን ወሲደን ብቕዓት ፍርያተን ዘውሕስ ሓላፍነታዊ ኣካይዳ ክኽተላ፡ ኣብ ሚኒስትሪ ንግድን ኢንዱስትሪን ሓላፊ ኣሃዱ ኢንዱስትሪታት መግብን መስተን ኣቶ ቢንያም ተኽለጽዮን ኣዘኻኺሩ። ንጥፈታት ትካላት ምጽራይን ምዕሻግን ማይ – ኣብ ሃገርና ኣብ 2004 ከምዝጀመረ፡ ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ድማ ኣብ ዞባ ማእከል 16፡ ኣብ ዞባ ደቡብ 7፡ ኣብ ዞባታት ዓንሰባ፡ ጋሽ-ባርካ፡ ሰሜናዊ ቀይሕ-ባሕሪን...
Layout A (with pagination)
ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ ኣፍዓበት፡ ንኮማዊ ተሳትፎ ኣብ ምዕዋት መደባት ልምዓትን ምምላእ ማሕበራዊ ኣገልግሎትን ሞጒሱ። ኣቶ ኣሕመድ መሓመድኖር ረጀብ ምስ ህዝቢ ኣብ ዝገበሮ ርክብ፡ ጸገም ዝስተ ማይ ንምቅላል ብዝተወስደ ተበግሶ፡ ተባላሽዩ ዝነበረ መሳርሒታት ከምእተጸገነ፡ ካብ ሕጊ ወጻኢ መሬት ዝሸጡ ሰባት ሕጋዊ ስጉምቲ ከምእተወስደሎም ድሕሪ ምሕባር፡ ንማዕከን ሕድሪ ሰማእታት 156 ሽሕ ናቕፋ፡ መደባት ትምህርትን ጥዕናን ንምድንፋዕ 90 ሽሕ ናቕፋ ብህዝቢ...
ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ትማሊ 16 ጥሪ፡ ኣብ ዝተፈላለየ መዳያት ጥዕና ዘተኰረ መጽናዕታዊ ጽሑፋት ዝቐረበሉ ሲምፖዝዩም – ኣብ ኣዳራሽ ሃገራዊ መወከሲ ሆስፒታል ኦሮታ ወዲቡ። እቲ ምስ ዩኒቨርሲቲ ዱንዲ ናይ ዓባይ- ብሪጣንያ ብምትሕብባር፡ ብደረጃ ማስተርስ ናይ ርሕቀት ትምህርቲ ክመሃሩ ብዝጸንሑ ኣባላት ሚኒስትሪ ጥዕና ዝቐረበ መጽናዕታዊ ጽሑፋት፡ ኣብ ኤርትራ ንሓደጋታት ትራፊክ ዘቃልዑ ረቛሒታት፡ ነብሰ-ጾራትን ተጠቃምነት ትካላት ጥዕናን፡ ገምጋም ነብሰ...
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV Tigre News from Eritrea for January 16, 2018
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)