ERi-TV Tigre News from Eritrea for January 18, 2018
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
Layout A (with pagination)
ዓመታዊ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ተቐማጦ ኣውስትራልያ፡ ካብ 12 ክሳብ 15 ጥሪ ኣብ ከተማ መልበርን ብልዑል ሃገራዊ መንፈስ ተቓኒዑ። እቲ “ብርሃን ንደርማስ ምዕባለ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ዝተኻየደ ሃገራዊ ምትእኽኻብ፡ ስነ-ህንጻ ከተማ ኣስመራ ዘንጸባርቕ ስእላዊ ምርኢት፡ ሰሚናር ኣብ ህልው ኩነታት፡ ባህላውን ኣዘናጋዕን መደባት፡ ኣብ ጥዕናን ዕደናን ዘተኰረ ኣስተምህሮ፡ ስፖርታዊ ውድድራትን ካልእ ትሕዝቶን ዘጠቓለለ ነይሩ። ብዝተፈላለየ መሰናድኦታት ዝደመቐ...
ተመሃሮን መማህራንን ዝሓቘፈ ጉጅለ ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ለንደን (UCL)፡ ስነ- ህንጻዊ ጸጋታት ከተማ ኣስመራ ብኣካል ንምርኣይን ብዛዕባኡ መጽናዕታዊ ጽሑፋት ንምድላውን፡ ካብ 7 ክሳብ 13 ጥሪ ዑደት ኣካዪዱ። ኣብ’ቲ ዑደት፡ ናይ ድሕረ-ምረቓ – ማለት ናይ ማስተርስ ትምህርቲ ዝከታተሉ ዘለዉ 12 ተመሃሮን፡ 2 ናይ ፕሮፈሰር ማዕርግ ዘለዎም መማህራኖምን ተሳቲፎም። ምስ ፕሮጀክት ታሪኻዊ ውርሻ ኣስመራ ብምትሕብባር ነዚ ዑደት ዝወደበ ተመራማሪ ታሪኻዊ...
ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ምስ ዩኒቨርሲቲ ዱንዲ ናይ ዓባይ ብሪጣንያ ብምትሕብባር፡ ብምዕቡል ኣተኣላልያ ሕሙማት – ብደረጃ ማስተርስ ከምህሮም ዝጸንሐ 15 ኣባላቱ ትማሊ 17 ጥሪ ኣመሪቑ። ኣብ’ቲ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስትን ግንባርን፡ ወከልቲ ዩኒቨርሲቲ ዱንዲ፡ ኣብ ኤርትራ ዝመደበሮም ዲፕሎማሰኛታትን ዕዱማትን ዝተረኽቡሉ ስነ-ስርዓት፡ ሚኒስተር ጥዕና ኣሚና ኑርሑሴን፡ እቲ መደብ ኣካል ናይ’ቲ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዝተፈላለዩ ጽላታት ንዝነጥፍ ዘሎ...
ERi-TV Arabic News from Eritrea for January 18, 2018
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)