Layout A (with pagination)

“ተራ ህዝቢ ኣብ ድሕነት ትራፊክ ንምዕባይ ክስራሓሉ እዩ” ፖሊስ ኤርትራ

“ተራ ህዝቢ ኣብ ድሕነት ትራፊክ ንምዕባይ ክስራሓሉ እዩ” ፖሊስ ኤርትራ

ኣብ 2017፡ በብእዋኑ ወዲቑ ዝተረኽበ 3.5 ሚልዮን ናቕፋ ዝግመት ጥረ ገንዘብን ንብረትን ናብ ፖሊስ ምርካቡ፡ ንጭዋ ባህልን ክብርታትን ህዝቢ ኤርትራ ዘጒልሕ ምዃኑ ፖሊስ ኤርትራ ገሊጹ። ሓላፊ ህዝባዊ ርክባት ፖሊስ ኤርትራ ሜጀር ንርኣዮ ተኽለ፡ ዘይናትካ ዘይምድላይን ብሃፈ-ጻማኻ ምንባርን ካብ ብሉጻት ክብርታት ሕብረተ-ሰብና ስለዝኾኑ፡ ኣብ ኤርትራ ጠፊኡ ዝተርፍ ንብረት ይኹን ገንዘብ ከምዘየለ ጠቒሱ፡ ነዚ ቅዱስን ሰናይን ተግባር፡ ኣብ ኩሉ ክሊ ዕድመ...

Read More

ኤርትራን ቻይናን፡ ናይ 87.6 ሚልዮን ዶላር ልቓሕ – ውዕል ከቲመን

መንግስቲ ኤርትራን መንግስቲ ህዝባዊት ሪፓብሊክ ቻይናን፡ ኣብ ህንጸት ናይ ቅጥራን ጽርግያ ዝውዕል – ናይ 87.6 ሚልዮን ዶላር ናይ ልቓሕ ውዕል፡ ትማሊ 18 ጥሪ ኣብ ኣስመራ ከቲሞም። ነቲ ውዕል፡ ብወገን መንግስቲ ኤርትራ ሚኒስተር ፋይናንስ ኣቶ ብርሃነ ሃብተማርያም፡ ብወገን ህዝባዊት ሪፓብሊክ ቻይና ድማ ኣምባሳደር’ታ ሃገር ኣብ ኤርትራ ሚስተር ያንግ ዚጋንግ እዮም ከቲሞምሉ። እዚ ናይ ልቓሕ ውዕል፡ ካብ ዓዲ- ጓዕዳድ ናብ ሓበላ ንዝዝርጋሕ ናይ...

Read More

በዓል-ስልጣን ኣግራብን እንስሳ ዘገዳምን ናይ 2018 መደባት ሓንጺጹ

በዓል-ስልጣን ኣግራብን እንስሳ ዘገዳምን፡ ኣብ ምግታእ ብርሰት ኣግራብ፡ ምትካል ፈልስታትን ምዕቃብን ምስሳንን እንስሳ ዘገዳምን ዝቐንዐ – ናይ 2018 መደባት ስራሕ ሓንጺጹ። ሚኒስተር ሕርሻ ኣቶ ኣረፋይነ በርሀን ሚኒስተር መሬት፡ ማይን ኣከባብን ኣቶ ተስፋይ ገብረስላሰን ኣብ ዝተረኽቡሉ – ብ17 ጥሪ ኣብ ዝተኻየደ ርክብ፡ ሃገራዊ ሕዛእቲ ሰሜናውን ደቡባውን ባሕሪ፡ ሕዛእቲ ቡሪ፡ ኣይሮሪን ሃዋኪልን፡ ሕዛእቲ ጋሽ-ሰቲት ክሊ ሓራምዝ፡...

Read More

Login

Categories