ERi-TV Shingrwa/ሸንግርዋ Part IX (ዞባ ጋሽ ባርካ) – January 20, 2018
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
Layout A (with pagination)
ERi-TV Arabic News – January 20, 2018
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ መቐጸልታ ናይ’ቲ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት 2018 ብሰንበት 14 ጥሪ ምስ ማዕከናት ዜና ውሽጢ ሃገር ዘካየዶ ቃለ-መሕትት ኣብ እዋናውያን ዞባዊ ጉዳያት፡ ሎሚ ቀዳም 20 ጥሪ ሰዓት 8፡00 ናይ ምሸት፡ ኣብ ኣገደስቲ ዘቤታዊ ጉዳያት ቃለ-መሕትት ከካይድ ምዃኑ ንሕብር። ሚኒስትሪ ዜና Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens...
ኣብ ንኡስ ዞባ ማይ-ምነ፡ ኣብ 2017 ዝተዓሙ መደባት፡ ኣብዚ ዓመት’ዚ እውን ብዝሓየለ ኮማዊ ውዳቤ ክቕጽሉ ምዃኖም፡ ህዝብን ምምሕዳርን ኣብ ዘካየድዎ ርክብ ተገሊጹ። እቶም ዝሓለፈ ዓመት ብኣድማዕነት ዝተተግበሩ መደባት፡ ምስፋሕን ምዕባይን ኣገልግሎት ኤለክትሪክ ሓውሲ ከተማ ማይ-ምነ፡ መስርሕ መለሳ መሬት ሕርሻ፡ ምህናጽን ምጽጋንን ትሕተ-ቅርጺ ትምህርቲ፡ ምዕቃብ ማይን ሓመድን ከምኡ’ውን ምግራብ ከምዘጠቓልሉ፡ ኣካያዲ ስራሕ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ኪዳነ ፉሩይ...
ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፡ ኣቶ ዑስማን መሓመድ- ዑመር፡ ብ12 ጥሪ ንኤርትራውያን ነበርቲ ዱበይን ከባቢኣን፡ ኣብ ኩነታት ሃገርን ተራ ዜጋታትን ሰሚናር ኣካዪዱ። ቊጠባ ሃገር ንምውሓስ ዝካየድ ዘሎ ጻዕሪ፡ ጽቡቕ ገስጋስ የመዝግብ ከምዘሎ፡ ወሰንቲ ልምዓታዊ ትሕተ-ቅርጺታት ምውዳድን፡ ኣገልግሎታት ማይን ኤለክትሪክን ምርግጋጽን ድማ፡ እቶም ብኣድማዕነት ዝትግበሩ ዘለዉ ምዃኖም ኣብሪሁ። ምልኣት ትግባረ ሃገራዊ መደባትና፡ ኣብ ጥምረትናን...