ሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ (ሃ.ማ.ሓ.ስ.ኲ.ኤ)፡ መደባት 2017 ንምግምጋም ብ18 ጥሪ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ – ኣብ 2018 ንኣባላት ዝወሃብ ናይ ልቓሕ ዕድላት ብዝለዓለ ክድፋኣሉ ምዃኑ ገሊጹ። ምክትል ኣቦ-መንበር ማሕበር ኣቶ ፍስሃየ ተስፋሚካኤል፡ እቲ ዕላማ – ዝተተግበሩ መደባት ብመንጽር ኣድማዕነቶምን ሕጽረታቶምን ብምግምጋም፡ ዝውጠኑ መደባት ብዝበለጸ ውዳበ ንምትግባር ዘድሊ ውህደት ንምፍጣር...
Layout A (with pagination)
ሃማመተኤ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ምስ ሚኒስትሪ ሃብቲ ባሕሪ ብምትሕብባር፡ ኣብ ንኡስ ዞባ ገልዓሎ ብስርሓት መግፈፊ ዓሳ ሰኪዐት ዘሰልጠነን 25 መንእሰያት ደቂ-ኣንስትዮ ተመሪቐን። እቲ ንሰለስተ ኣዋርሕ ዝቐጸለ ስልጠና፡ ንኣሰራርሓን ኣጸጋግናን ሰኪዐት ዝምልከት ኮይኑ፡ ኣብ ንጥፈታት ምግፋፍ ዓሳን ቊጠባዊ ዓቕሚ ናይ’ተን ደቂ-ኣንስትዮን ኣገዳሲ ኣበርክቶ ከም ዝህልዎ ኣብ’ቲ ናይ ምምራቕ ስነ-ስርዓት ተሓቢሩ። ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ ገልዓሎ ኣቶ ኣሕመድ...
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ከም መቐጸልታ ናይ’ቲ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት 2018 ብ14 ጥሪ ምስ ማዕከናት ዜና ውሽጢ ሃገር ዘካየዶ ቃለ-መሕትት ኣብ እዋናውያን ዞባዊ ጉዳያት፡ ትማሊ 20 ጥሪ ኣብ ኣገደስቲ ዘቤታዊ ጉዳያት ዘተኰረ ቃለ-መሕትት ኣካዪዱ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ኣብ ዝሓለፈ 26 ናይ ናጽነት ዓመታት፡ ኣብ ምርግጋጽ ማሕበራዊ ፍትሒን ምውሓስ ማዕረ ዕድላት ንዜጋታትን፡ ኣብ ጽላታት ትምህርቲ፡ ጥዕና፡ ቀረብ ማይ፡ ውሕስነት መግቢ፡ ከምኡ’ውን...
ERi-TV መደብ ነሚጎዕ: How Did Hagaz/ሓጋዝ Get Its Name.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ERi-TV Tigre News – January 20, 2018
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)