Layout A (with pagination)

ማእከል – ኣብ እምበይቶን ዓዶምዘማትን መሬት ጤሳ ተዓዲሉ

ኣብ ዞባ ማእከል – ንኡስ ዞባ ጋላ- ነፍሒ ኣብ ዝርከባ ዓድታት እምበይቶን ዓዶምዘማትን፡ ብ13ን 15ን ጥሪ መሬት ጤሳ ተዓዲሉ። ኣብ ምምሕዳር ዞባ ማእከል ሓላፊ ጨንፈር መሬት ኣቶ መንግስ ሃብተጽዮን፡ ብመሰረት’ቲ ኣብ 2014 ብሚኒስትሪ መሬት ማይን ኣከባብን ዝወጸ ሓድሽ መምርሒ፡ ኣብ እምበይቶ 136 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም 514፡ ኣብ ዓዶምዘማት ድማ 192 ደቂ- ኣንስትዮ ዝርከባኦም 508 ግቡኣቶም ዘማልኡ ሰብ መሰል ከምእተዓደሉ ገሊጹ።...

Read More
ክኢላታት፡ ኣብ ምክልኻል ባልዓት ከተኵሩ ሚኒስተር ሕርሻ ኣዘኻኺሩ

ክኢላታት፡ ኣብ ምክልኻል ባልዓት ከተኵሩ ሚኒስተር ሕርሻ ኣዘኻኺሩ

ላዕለዎት ክኢላታት ሕርሻ፡ ኣብ ምክልኻልን ምቊጽጻርን ባልዓትን ሕማማትን ብምትኳር፡ ምህርቲ ሓረስቶት ንምብርካት ብዝሓየለ ክሰርሑ፡ ሚኒስተር ሕርሻ ኣቶ ኣረፋይነ በርሀ ኣዘኻኺሩ። ብ16 ጥሪ ኣብ ሓልሓለ ኣብ ዝተኻየደ ዓመታዊ ገምጋም ስራሕ ‘ሃገራዊ ትካል ምርምር ሕርሻ ሓልሓለ’፡ ሚኒስተር ኣረፋይነ፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ምስ ዝነበረ ዋሕዲ ዝናብ፡ ሳጋሚ ባርኖስ ቀውዒ ዝርከቦም ባልዓት ኣብ ምህርቲ ሓረስቶት ሃስያ ከምዘውረዱ ጠቒሱ፡ ኣብ ኣገዳስነት ውህደት...

Read More

Login

Categories