Layout A (with pagination)

ነበርቲ ባዳ፡ “ሳላ ዝተጠርነፍና ረቢሕና” ይብሉ

ነበርቲ ባዳ፡ “ሳላ ዝተጠርነፍና ረቢሕና” ይብሉ

ነበርቲ ባዳ – ንኡስ ዞባ ገልዓሎ፡ “ሳላ ዝተጠርነፍና ናይ ቀረባ ተጠቀምቲ ትካላት ማሕበራዊ ኣገልግሎት ክንከውን በቒዕና” ክብሉ ገሊጾም። እቶም ነበርቲ፡ ኣብ’ቲ ምምሕዳር ከባቢ ክሳብ ናይ ካልኣይ ደረጃ ኣገልግሎት ትምህርቲ፡ መደበር ጥዕናን ፕሮጀክት ጽሩይ ዝስተ ማይን ስለዝተዋደደሎም፡ ፋሕ ኣብ ዝበላ ቊሸታት ዝጸንሐ ህዝቢ ክጥርነፍ ከም እተተባብዐ ሓቢሮም። ቀረብ ዝስተ ማይ፡ ልዕሊ ኩሉ ጾር ደቂ-ኣንስትዮ ከምዘፋዀሰ ዝጠቐሱ ወሃብቲ ርእይቶ፡...

Read More

ሃማመተኤ፡ ኣብ መንእሰያት ‘ውሁድ ወፍሪ’ ክቕጽል የዘኻኽር

ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተመሃሮን ኤርትራ (ሃማመተኤ)፡ ኣብ መቓን ናይ’ቲ ምስ ሃገራዊ መደባት ልምዓትን መኸተን ተሳንዩ ዝወጸን ክሳብ 2021 ዝዝርጋሕን ናይ 5 ዓመታት ስትራተጂካዊ ውጥን ምርኲስ ብምግባር፡ ኣብ 2017 ዝዓመሞ ንጥፈታት ብምግምጋም፡ ናይ 2018 ውጥን ስራሕ ሓንጺጹ። ኣብቲ ብ20ን 21 ጥሪ ኣብ ማእከል ትካላዊ ብቕዓት ኤርትራ – እምባትካላ ዝተኻየደ ኣኼባ፡ ንፖለቲካዊ ንቕሓትን ውዳበን፡ ጥዕናውን ማሕበረ-ባህላውን መደባት፡...

Read More
ን/ዞ/ዓዲ-ዃላ – ተሳትፎ ህዝቢ ኣብ ሃገራዊ መደባት ተናኢዱ

ን/ዞ/ዓዲ-ዃላ – ተሳትፎ ህዝቢ ኣብ ሃገራዊ መደባት ተናኢዱ

ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ዃላ፡ ተራ ህዝቢ ኣብ ንጥፈታት ምዕቃብ ማይን ሓመድን፡ ኣብ ምጽጋን ጽርግያታትን ምሕጋዝ ስድራ ስዉኣትን ተሞጒሱ። ብልዑል ኮማዊ ሱታፌ 3,700 ሜተር ኲብ ከትሪ ከምእተሰርሐ፡ ልዕሊ 41 ሽሕ ፈልሲታት ገረብ ከምእተተኽለ፡ ንስድራ ስዉኣት ኣብ ወቕቲ ማሕረስን ምእካብ ምህርትን ሓገዛት ከምእተገብረ፡ ናብ ዝተፈላለያ ዓድታት ዘእቱ 38 ኪሎ-ሜተር ናይ ሓመድ ጽርግያታት ከምእተጸገነ. . . ኣብ ዝተገብረ ገምጋማዊ ኣኼባ በሪሁ። ኣካያዲ ስራሕ...

Read More

Login

Categories