Layout A (with pagination)

ንዘይመንበሪ ዝካረ ኣባይቲ ዝምልከት ዝተመሓየሸ መምርሒ ወጺኡ

ንዘይመንበሪ ዝካረ ኣባይቲ ዝምልከት ዝተመሓየሸ መምርሒ ወጺኡ

ሚኒስትሪ ዞባዊ ምምሕዳራት፡ ካብ 1 ለካቲት 2018 ጀሚሩ ተግባራዊ ዝኸውን፡ ንዘይመንበሪ ዝካረ ናይ ብሕቲን ናይ መንግስትን ኣባይቲ ዝምልከት፡ ብሃገር ደረጃ ዝስራሓሉ ዝተመሓየሸ መምርሒ ኣውጺኡ። ብመሰረት’ዚ ወጺኡ ዘሎ መምርሒ፡ መጠን ክፍሊት ክራይ ብቐንዱ ኣብ ዓቐን ስፍሓት ገዛ ዝምርኰስ ኮይኑ፡ ከተማታት፡ ሓውሲ ከተማታትን ገጠራትን፡ ብዓይነትን ደረጃን ኣባይቲ፡ ትሕተ-ቅርጽን ማሕበራዊ ኣገልግሎታትን ስለዝፈላለያ፡ መጠን ወርሓዊ ክፍሊት ክራይ ኣብ...

Read More

ኤርትራውያን ኣብ ቐጠርን ጀርመንን ኣብ ሃገራዊ መደባት ዘትዮም

ኣብ ቐጠርን ጀርመንን ዝነብሩ ኤርትራውያን ኣብ ዘካየድዎ ንጥፈታት ህዝባዊ ዲፕሎማሲ፡ ውዳበታቶም ኣሐዪሎም ንዓወት ሃገራዊ መደባት ከምዝሰርሑ ኣረጋጊጾም። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፡ ጨንፈር ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ኣብ ቐጠር፡ 5ይ ጉባኤኡ ኣቃኒዑ። ኣምባሳደር ኤርትራ ኣቶ ዓሊ ኢብራሂም፡ ሃገራዊ መደባት ልምዓትን መኸተን ብምልኣት ንኽዕወት፡ ብውህደት ምስራሕ ኣገዳሲ ምዃኑ ጠቒሱ፡ ትግባረ ዝሕንጸጹ መደባት ቀጻሊ ገምጋም ክግበረሎም ኣዘኻኺሩ። ሓዳስ...

Read More

Login

Categories