Layout A (with pagination)

ትግባረ ርእሰ-ውጥን ሓውሲ-ከተማ ኤደን ይቀላጠፍ

ትግባረ ርእሰ-ውጥን ሓውሲ-ከተማ ኤደን ይቀላጠፍ

መስርሕ ትግባረ ርእሰ-ውጥን ሓውሲ- ከተማ ኤደን – ንኡስ ዞባ ዒላ-በርዕድ፡ 75 ሚእታዊት ተዛዚሙ። እቲ ብምትሕብባር ክፍሊ ህንጻዊ ልምዓት ዞባ ዓንሰባ፡ ጨንፈር ሚኒስትሪ መሬት፡ ማይን ኣከባብን፡ ቤት-ምኽሪ ምምሕዳር ሓውሲ ከተማ ኤደንን ነበርትን ዝሰላሰል ዘሎ መደብ፡ ካብ ውጥን ወጻኢ ዝተሰርሑ ኣባይቲ ምእላይ፡ ጸበብቲ ጐደናታት ምስፋሕን ንመስመራት ኤለክትሪክን ማይን ምቹእ ምግባርን፡ ከምኡ’ውን ከባብያዊ ጽሬት ምውሓስን ሓምላይ ቦታታት...

Read More

ጊንዳዕ – 50 መንእሰያት ብምርባሕ ንህብን ደርሁን ሰልጢኖም

ሃማመተኤ፡ ሞያዊ ዓቕሚታት መንእሰያት ብምጉልባት ምንጪ ቊጠባዊ እቶቶም ንምውሓስ ብዘካይዶ ዘሎ ጻዕሪ፡ ኣብ ንኡስ ዞባ ጊንዳዕ – 50 መንእሰያት፡ ንክልተ ኣዋርሕ ብምርባሕ ንህብን ደርሁን ኣሰልጢኑ። ሰልጠንቲ ኣብ ርእሲ’ቲ ዝቐሰምዎ ሞያ፡ ንነፍሲ-ወከፎም ወርሓዊ 400 ናቕፋ ከምእተኸፍሎም ዝሓበረ ሓላፊ ቤት-ጽሕፈት ማሕበር ኣብቲ ንኡስ ዞባ፡ መምህር ደጀን ገብሩ፡ ንስራሕ ዘበግሶም ዐዕስራ ሽሕ ናቕፋ ወለድ ዘይብሉ ልቓሕ እውን ከምዝፍቀደሎም...

Read More

Login

Categories