ERi-TV Shingrwa/ሸንግርዋ Part X (ዞባ ደቡብ – ከተማ መንደፈራ) – January 27, 2018
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
Layout A (with pagination)
መስርሕ ምኽፋል ግብሪ መንግስቲ፡ ብመሰረት ዝወጽአ ሰሌዳ ግዜን ደረጃ ከፈልትን፡ ኣብ መላእ ሃገር ብጽፈት ይሰላሰል ከም ዘሎ፡ ኣብ ሚኒስትሪ ፋይናንስ ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ኣታዊ ውሽጢ ሃገር፡ ኣቶ የውሃንስ ኢሳቕ ሓቢሩ። “ግብሪ ካብ ካልኦት ናይ ኣገልግሎት ክፍሊታት ፍልይ ዝበለ እዩ” ዝበለ ኣቶ የውሃንስ፡ ብዝምልከቶ ኣካል መንግስቲ ተኣኪቡ – ተመሊሱ ኣብ ኣገልግሎት ህዝቢ ከም ዝውዕል፡ ካብ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ኣታዊ ዝረክብ ዜጋ ድማ ግብሪ...
ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ዓቕምታት ደቂ-ኣንስትዮ ንምሕያል ዝተሰላሰለ ንጥፈታት ኣተባባዒ ምንባሩ፡ ጨንፈር ሃማደኤ ቅድሚ ትማሊ 25 ጥሪ ኣብ ከተማ ዓሰብ ኣብ ዘቃነዖ ገምጋም ተገሊጹ። ሓላፊት’ቲ ጨንፈር ወ/ሮ ሳዕዲያ ኢብራሂም ኣብ ዘቕረበቶ ጸብጻብ፡ ኣብ ዝተፈላለያ ትካላት መንግስትን ሓይልታት ምክልኻልን ንዝርከባ፡ ከምኡ’ውን ንተመሃሮ ደቂ-ኣንስትዮ፡ ኣብ ኣበርክቶ ጓል-ኣንስተይቲ ኣብ ህንጸትን ምዕባለን ሃገር ዘተኰሩ ሰፋሕቲ ሰሚናራት ከም...
ብቕዓት ኣገልግሎት ጥዕና ንምርግጋጽን ንምምዕባልን ብልዑል ኣድህቦ ይስራሕ ከም ዘሎ፡ ሚኒስተር ጥዕና ኣሚና ኑርሑሴን፡ ብ22ን 23ን ጥሪ ኣብ ባረንቱ ኣብ ዝተኻየደ ገምጋም ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ጋሽ-ባርካ ገሊጻ። ኣብ ኩሉ ከባቢታት ዝነብር ህዝቢ ዝተማልአ ጥዕናዊ ኣገልግሎት ንኽረክብ ክካየድ ዝጸንሐ ጻዕሪ እወታዊ ውጽኢት ይርከቦ ከም ዘሎ ዝጠቐሰት ሚኒስተር ኣሚና፡ ውሑስን ኣተኣማማንን ኣገልግሎት ንምርግጋጽ፡ እኹላት ሓካይምን ካልኦት ሞያውያን...
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.