ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ – ንኡስ ዞባ ሎጎ- ዓንሰባ፡ መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ብምሕያል፡ ውጽኢት ተመሃሮ ክብ ንምባል ዝሕግዝ ርክባት ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ልዕሊ ሰለስተ ሽሕ ተመሃሮ ማእከላይን ካልኣይን ደረጃታት ዝተሳተፍዎ ርክባት ዝተረኽቡ ሰበ-ስልጣን መንግስትን ግንባርን፡ ተኸፊቱ ዘሎ ዕድላት ኣካዳሚያዊ ትምህርትን ሞያዊ ስልጠናታትን፡ ብቐንዱ መጻኢ ናይ’ቶም መንእሰያት ንምጥጣሕን ሃገራዊ መደባት ልምዓት ንምስጓምን ዝዓለመ ምዃኑ ብምሕባር፡ ኮም...
Layout A (with pagination)
ሚኒስትሪ ሕርሻ፡ ብደረጃ ሃገር ዝተወጠኑ ንጸጋታትን ዓቕምታትን ኣብ ግምት ዘእተዉ መደባት ምዕቃብ ማይን ሓመድን ጽቡቕ ውጽኢት ከም ዝተረኽቦም፡ ብ25ን 26ን ጥሪ ኣብ ዘካየዶ ገምጋም ሓቢሩ። ኣብ’ቲ ሓለፍቲ ዞባታት፡ ክፍልታትን ጨናፍርን ሚኒስትሪ ሕርሻ ዝተረኽቡሉ ገምጋም፡ ኣብ ልምዓት ኣሕምልትን ፍረታትን፡ ልምዓት ብቚሊ፡ ምህርቲ ጸባን ስጋን፡ ሓለዋ ጥዕና እንስሳ፡ ልምዓት መስኖን ፈተነ ምሩጽ ዘርእን፡ ኣብ ኩለን ዞባታት ዘተባብዕ ንጥፈታት ከም...
ERi-TV መደብ ዓለም ስነ ጥበብ: Tsehaitu Beraki – One of Eritrea’s Favorite Musical Trailblazers
ERi-TV መደብ ዓለም ስነ ጥበብ: Tsehaitu Beraki – One of Eritrea’s Favorite Musical TrailblazersShare this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ERi-TV Arabic News from Eritrea for January 27, 2018
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
January 27, 2018 – Dimtsi Hafash Eritrea Saturday Morning Broadcast
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.