ERi-TV ጩራ ጥዕና – Taking care of diabetes ሕማም ሽኮር ብሜላ.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
Layout A (with pagination)
ERi-TV Tigre News from Eritrea for January 30, 2018
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
መንእሰያት ንኡስ ዞባ ባጽዕ፡ ታሪኾምን ክብርታት ሕብረተ-ሰቦምን ብግቡእ ወሪሶም፡ ብሩህ መጻኢኦም ንምውሓስ ምስ ምዕባለ ቴክኖሎጂ ክስጉሙን ፍልጠቶም ከበርኹን፡ ጸሓፊ ህግደፍ ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ኣቶ ሃይለ ተወልደብርሃን ኣዘኻኺሩ። ብ25 ጥሪ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ጨንፈር ሰራሕተኛታት ናይ’ቲ ንኡስ ዞባ፡ “ኣብ መንእሰያት ዝግበር ወፍሪ፡ ንጽባሕ ዝግበር ወፍሪ እዩ” ዝበለ ኣቶ ሃይለ፡ እቲ ውዳበ ሸቶታቱ ክወቅዕ፡ ውህደትን ደገፍን ናይ ኩሎም ኣካላት...
ንመሰሰኒ ማዕከን ሕድሪ ሰማእታት፡ 62 ሽሕን 316 ዶላር ከም እተወፈየ፡ ካብ ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ዝተረኽበ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። ካብ’ቲ ዝተበርከተ ገንዘብ፡ እቲ 36 ሽሕን 539 ዶላር – ኣብ ሃገራት ስካንዲናቭያ ዝነብሩ ዜጋታት ዘዋጽእዎ ኮይኑ፡ ማሕበር ኤርትራውያን ኣብ ኦሮብሩ፡ ስካራን ሞታላን፡ ማሕበረ-ኮም ኤርትራውያን ኣብ ደቡብ ሽወደን፡ ኤርትራውያን ተቐማጦ ኣልምሁልት፡ ጉጅለ ሕድሪ ሰማእታት ኡፕሳላ፡ መኸተ ዮንሾፒንን ኣነቢን፡...
ነበርቲ ንኡስ ዞባ ከርከበት፡ ተጠቀምቲ ናይ’ቲ ኣብ ከባቢኦም ዝሰላሰል ዘሎ ፕሮጀክት ሕርሻ ክኾኑ ብዝለዓለ ይድፋኣሉ ከምዘሎ፡ ኣብ ኮርፖረሽን ዘራእትን ጥሪትን ሓላፊ ተክኒክ ሳዋን ከባቢኡን ምክትል ተለንተ ገብረቃል ኣረንያስ ገሊጹ። ፕሮጀክት ሕርሻ ከርከበት፡ ብፍላይ ካብ 2017 ቀንዲ ኣድህቦኡ ነበርቲ ናይ’ቲ ከባቢ ተጠቀምቲ ናይ’ቲ መደብ ክኾኑ ብዕቱብ ክሰርሕ ምጽንሑ ዝሓበረ ምኽትል ተለንተ ገብረቃል፡ ድሮ ተቐማጦ ንኡስ ዞባታት ከርከበት፡ ሰልዓን...