Layout A (with pagination)

ሚኒስትሪ ሃብቲ ባሕሪ፡ ንልምዳውያን ገፈፍቲ ዓሳ ኣስተምህሮ ሂቡ

ሚኒስትሪ ሃብቲ ባሕሪ፡ ኣብ ምምሕዳራት ከባቢ ኢንገል፡ መካዕኒለ፡ በካዕን በዴዳን – ንኡስ ዞባ ገልዓሎ ንዝነጥፋ ተራድኦታት ልምዳውያን ገፈፍቲ ዓሳ፡ እቶታውነት ንምሕያል ዝሕግዝ ኣስተምህሮ ወዲቡ። እቲ ካብ 16 ክሳብ 22 ጥሪ ዝተዋህበ ኣስተምህሮ፡ ንነባራት ተራድኦታት ዳግም ብምውዳብን ሓደስቲ ተራድኦታት ብምቛምን እቶታውነት ምህርቲ ዓሳ ብዓይነትን ብዝሒን ክብ ንምባል ዝዓለመ እዩ። ኣብ ሚኒስትሪ ሃብቲ ባሕሪ – ሓላፊ ጨንፈር ምክትታል...

Read More
ድባርዋ – 75 ሚእታዊት ነበርቲ ተጠቀምቲ መስመር ማይ ኮይኖም

ድባርዋ – 75 ሚእታዊት ነበርቲ ተጠቀምቲ መስመር ማይ ኮይኖም

ካብ ነበርቲ ከተማ ድባርዋ – እቶም 75 ሚእታዊት፡ ተጠቀምቲ ናብ ኣባይቶም ዝተዘርግሐ መስመር ማይ (ቡምባ) ከምዝኾኑ፡ ሓላፊ ጨንፈር ማይ ናይ’ታ ከተማ ኣቶ ታደሰ በራኺ ገሊጹ። ከተማ ድባርዋ፡ ሓንቲ ካብ’ተን እኹል ምንጪ ማይ ዘለወን ከተማታትና ምዃና ዝሓበረ ኣቶ ታደሰ፡ ኣብ 2002 ብትሑት ደረጃ ዝጀመረ ዝርጋሐ ኣገልግሎት ማይ፡ ኣብ 2005 መንግስቲ ብዘተግበሮ ዓቢ ፕሮጀክት ኣብዚ ሎሚ በጺሕዎ ዘሎ ደረጃ ከምዝበጽሐ ሓቢሩ። ኣብ ሰለስተ...

Read More

ሰ/ቀ/ባሕሪ – ኣብ ምርግጋጽ ሸቶታት ምዕባለ ዘተባብዕ ገስጋስ ይምዝገብ

ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣብ መዳይ ጥዕና – ኣብ ምርግጋጽ ሸቶታት ምዕባለ ዘተባብዕ ገስጋስ ይምዝገብ ከምዘሎ፡ ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ናይ’ቲ ዞባ ብ29ን 30ን ጥሪ ኣብ ከተማ ባጽዕ ኣብ ዘካየዶ ገምጋም ተገሊጹ። ኣብ ምርግጋጽ ምዕሩይ ዝርጋሐ ትካላት ጥዕናን ኣቕርቦት መሰረታዊ ኣገልግሎት ጥዕናን ተገይሩ ዘሎ ወፍሪ፡ ኣብ ምቊጽጻርን ምግታእን ሕማማትን ምውሓስ ጥዕና ዜጋታትን ዓቢ ኣስተዋጽኦ ከምዝገበረ ዝጠቐሰ ጸብጻብ ናይ’ቲ ጨንፈር፡...

Read More

Login

Categories