To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
Layout A (with pagination)
ERi-TV Tigre News from Eritrea for February 2, 2018
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ERi-TV ምኽሪ ሞያውያን – Interview with Mr. Abdu Omer. ጥርናፈ ኣብ ማሕበር ብድሆን ረብሓታቱን ብዝብል ኣርእስቲ ምስ ኣቶ ዓብዱ ዑመር…
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ካብ 2008 ኣትሒዙ፡ ኣብ ዓበይትን ነኣሽቱን ዲጋታት ዞባ ጋሽ-ባርካ ክስራሓሉ ዝጸንሐ ምፍራይ ዓሳታት ኣብ ጥዑም ማይ ብምግምጋም፡ ኣድማዕነቱን ተጠቃምነቱን ንምርግጋጽ ዝዓለመ ዓውደ-ዘተ ብ30 ጥሪ ኣብ ከተማ ባረንቱ ተቓኒዑ። ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ሕርሻን መሬትን ኣቶ ኣቡበከር ዑስማን፡ ምፍራይን ምግፋፍን ዓሳታት ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ምስ ምህናጽ ዲጋታት ተተሓሒዙ ብንኡስ መጠን ክስራሓሉ ምጽንሑ፡ ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ግዳ ኣብ’ቲ ዞባ ተኸዚኑ ንዘሎ ጸጋታት...
ብቀዋሚ ወኪል ኤርትራ ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃን ቊጠባዊ ኮሚሽን ኣፍሪቃን – ኣምባሳደር ኣርኣያ ደስታ ዝተመርሐ ልኡኽ ኤርትራ፡ ካብ 15 ክሳብ 29 ጥሪ ኣብ ኣዲስ-ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ መበል 30 ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪቃ ተሳቲፉ። ልኡኽ ኤርትራ፡ ኣብ’ቲ – “ምዕዋት ቃልሲ ኣንጻር ብልሽውና፡ ዘላቒ መገዲ ንእወታዊ ለውጢ ኣብ ኣፍሪቃ” ብዝብል ቴማ ዝተኻየደን፡ ብደረጃ ቀወምቲ ወከልቲ፡ ሚኒስተራት ከምኡ’ውን መራሕቲ ሃገራትን መንግስታትን ኣገደስቲ...