Living with a husband’s chronic illness a devoted wife and mother struggles to keep her family afloat.Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
Layout A (with pagination)
ERi-TV Shingrwa/ሸንግርዋ Part XI (ዞባ ዓንሰባ – ከረን) – February 03, 2018
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
መሰረታዊ ጽገና ትሕተ-ቅርጺ ዝተኻየደሉን ዘድሊ መሳርሒታትን ሞያውያንን ዝተማልኣሉን ኮማዊ ሆስፒታል ዕዳጋ ሓሙስ፡ ኣገልግሎቱ ብምስፋሕ ንክንክን ጥዕና ኣደን ህጻንን ዓቢ ቈላሕታ ሂቡ ይሰርሕ ከምዘሎ፡ ዳይረክተር ናይ’ቲ ሆስፒታል ዶክተር ክፍለየሱስ ተድላ ገሊጹ። ኣብ’ቲ ሆስፒታል፡ ኣገልግሎት ምክትታል ቅድምን ድሕርን ሕርሲ፡ ጥዕና ፍርያምነት፡ ክታበት ህጻናት፡ ኣገልግሎት ላቦራቶሪ፡ ሕክምና ስኒን ካልእን ከምዝወሃብ ዝጠቐሰ ዶክተር ክፍለየሱስ፡ ኣብ ቀረባ...
ሚኒስትሪ ሕርሻ፡ ኣብ 2017 ብደረጃ ሃገር ብዘካየዶ ሰፊሕ ናይ ክታበት መደብ፡ ልዕሊ 4 ሚልዮን ጥሪት ከም እተኸትባ ገሊጹ። ኣብ’ቲ ሚኒስትሪ ሓላፊ ጨንፈር ጥዕና እንስሳን ብቚልን ኣቶ ኣፈወርቂ ምሕረትኣብ፡ እቲ ክታበት ንኹለን ዓይነት ጥሪት ዝተዋህበ ምዃኑ ብምሕባር፡ ን1.5 ሚልዮን ጥሪት ጸረ ሕማም ጉልሓይ፡ 2.1 ሚልዮን ግዱድ ሓፈሻዊ ክታበት፡ 278 ሽሕ ኣካቢብካ ክታበት፡ ን266 ሽሕ ደርሁ ድማ ምዱብ ክታበት ምንባሩ ኣረዲኡ። ኣብ’ቲ ዓመት፡...
ERi-TV Arabic News from Eritrea for February 3, 2018
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)