ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ፈርሔን – ንኡስ ዞባ ሓመልማሎ፡ ካብ ድገ-ምራድ ናብ ዓዶም ዘእቱ 8 ኪሎ-ሜተር ናይ ሓመድ ጽርግያ ብወፈራ ጸጊኖም፡ ንኣገልግሎት ድሉው ገይሮም። በቲ ዝተሰላሰለ ስራሕ፡ ነበርቲ ዓድታት ድገ-ምራድ፡ በስግዲራ፡ ፈርሔንን ጀንገርድባን፡ ኣብ መጓዓዝያ ዝነበሮም ሽግር ከም ዝተቓለለ ወኪል ኤሪና ሓቢሩ። ኣመሓዳሪ ዞባ ዓንሰባ ኣቶ ዓሊ ማሕሙድ ነቲ ስራሕ ድሕሪ ምዕዛቡ፡ ንተበግሶ ነበርቲ ናይ’ቲ ከባቢ ብምምጓስ፡ ጥርናፈ ዓድታት...
Layout A (with pagination)
ኣብ ንኡስ ዞባ ጊንዳዕ፡ ኣብ 2017 ዝተሰላሰለ ልምዓታዊ መደባት፡ ብውህደት ህዝብን ዝምልከተን ኣካላትን ዕዉት ምንባሩ፡ ኣመሓዳሪ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ዑመር ያሕያ ሓጅ፡ ምስ ኣመሓደርቲ ከባቢ፡ ኣባላት ባይቶን ሓለፍቲ ኣብያተ- ጽሕፈት ሚኒስትሪታትን ኣብ ዝገበሮ ርክብ ገሊጹ። ኣቶ ዑመር ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፡ ምስራሕ ዛላታትን ከትርታትን፡ ምስራሕን ምጽጋንን ከዘንቲ ማይ፡ ምሕጋዝ ስድራ ስዉኣት፡ ምቊጽጻር ሕማም ዓሶን ካልኦትን፡ ካብ’ቶም ቀዳምነት ተዋሂቦም...
ሸለልትነት ተጠቀምቲ ጽርግያን ኣልኮላዊ መስተ ሰቲኻ መኪና ምምራሕን፡ እቶም ጕሉሓት ጠንቅታት ሓደጋ ትራፊክ ምዃኖም፡ ኤሪና ዝተወከሰቶም ዜጋታት ገሊጾም። ወሃብቲ ርእይቶ፡ ክቱር ናህሪ፡ ምሉእ ኣድህቦኻ ኣብ ምምራሕ መኪና ዘይምግባር፡ ሕግታት ትራፊክ ዘይምኽባርን ጽርግያ ብስኒት ዘይምጥቃምን፡ ብሽክለታ ብስነ- ስርዓት ዘይምዝዋር፡ መንገዲ ኣጋር ዘይምጥቃምን ብጥንቃቐ ዘይምስጋርን፡ ከምኡ’ውን ልዑል መጠን ኣልኮላዊ መስተ፡ እቶም ብተደጋጋሚ ዝረኣዩ ጠንቅታት...
ERi-TV መደብ ዘዋሪት ካሜራ: ዕራርቦ ጸሓይ ኣብ ሳዋ – Sunset in SawaShare this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ERi-TV መደብ ኒሚጎዕ: How Did Adi Quala/ዓዲ ዃላ Get Its Name.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)