Layout A (with pagination)

ዓዲ-ቐይሕ – ፍግረ- መሬት ንምፍዋስ ጻዕርታት ይካየድ

ዓዲ-ቐይሕ – ፍግረ- መሬት ንምፍዋስ ጻዕርታት ይካየድ

ኣብ ከተማ ዓዲ-ቐይሕ ናይ ዝጥርነፋ ሽዱሽተ ዓድታት – ምምሕዳራት ከባቢ ሓይነባን ሃዳሙን፡ ብፍግረ-መሬት ዝተባሕጕጐ ከባቢታት ንምፍዋስ፡ ማእቶታዊ ንጥፈታት ኣካዪደን። ኣመሓዳሪ ምምሕዳር ከባቢ ሓይነባ ኣቶ ጀማል መሓመድ ሽፋ፡ እቲ ብውሕጅ ዝተባሕጐጐ መሬት፡ ኣብ እዋኑ ግቡእ ፍወሳ ስለዘይተገብረሉ ዓበይቲ ጋህስታት ከም ዝፈጠረ ብምሕባር፡ እቲ ወፈራ፡ ነዚ ንምፍዋስ ዝሕግዝ – ምስራሕ ከትርታትን ምምድማድ ማይ-ክዖታትን ከምዘጠቓልል ገሊጹ።...

Read More

“ኣብ ምውጋድ ሃሰይቲ ልምድታት ዝምስገን ስራሓት ተሰላሲሉ” ሃማደኤ ዞ/ማእከል

ሃማደኤ ዞባ ማእከል፡ ኣብ ምውጋድ ሃሰይቲ ልምድታት ብሓፈሻ፡ ኣብ ምኽንሻብ ደቂ-ኣንስትዮን መርዓ ትሕቲ ዕድመን ድማ ብፍላይ ዝምስገን ስራሓት ከም እተሰላሰለ፡ ብ2 ለካቲት ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ሓቢሩ። ኣደ-መንበር ጨንፈር ወይዘሮ ኣለም በላይ፡ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ማሕበራዊ፡ ጥዕናዊ፡ ቊጠባዊ፡ ፖለቲካውን ምምሕዳራውን ሸነኻት ኣብ ዝተሰላሰለ መደባትን ውጽኢቱን መብርሂ ድሕሪ ምሃብ፡ ኩሉ-መዳያዊ ተሳትፎ ደቂ- ኣንስትዮ፡ ኣብ’ዚ ዓመት’ዚ እውን ብዝለዓለ ክቕጽል...

Read More
ምድላዋት ጽምብል ‘ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል’ ተጻፊፉ

ምድላዋት ጽምብል ‘ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል’ ተጻፊፉ

ዝኽሪ መበል 28 ዓመት ስርሒት ፈንቅል፡ “ፈንቅል ብስራት ሓርነት” ብዝብል ቴማ ካብ 9 ክሳብ 11 ለካቲት ብድምቀት ንምጽምባል፡ ብልዑል ኮማዊ ተሳትፎ ክካየድ ዝቐነየ ምድላዋት ከም እተጻፈፈ፡ ኣቦ-መንበር ኣወሃሃዲት ሽማግለ በዓላት ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ኣቶ ስራጅ ሓጂ ገሊጹ። ኣቶ ስራጅ፡ እቲ ጽምብል – ነቲ ቅድሚ 28 ዓመታት ዝተኻየደ ስርሒት ቅያ ብዘንጸባርቕ ንምብዓሉ ዝቘማ 7 ኮሚቴታት፡ አእጃመን ወሲደን ድሕሪ ዘሰላሰልኦ ስራሕ፡ ከተማ...

Read More

“ተርእዮ ሕማማት ንምግታእ ውጽኢታዊ ስራሕ ተተግቢሩ”ሚኒስተር ጥዕና

ብደረጃ ሃገር ኣብ መዳይ ጥዕና ዝተመዝገቡ ዓወታት ዘላቕነት ንኽህልዎም፡ ዝተወሃሃደ ጻዕሪ ሰብ-ሞያ ጥዕናን ኣካላት መንግስትን ክዓዝዝ፡ ሚኒስተር ኣሚና ኑርሕሴን ኣብ ዞባ ደቡብ ኣብ ዝተኻየደ ገምጋማዊ ኣኼባ ጸዊዓ። ኣብ’ቲ ብ1ን 2ን ለካቲት ኣብ ከተማ መንደፈራ ዝተኻየደ ኣኼባ፡ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ተርእዮ ሕማማት ንምግታእ ብሓፈሻ፡ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ኤች.ኣይ.ቪ/ኤይድስ፡ ዓሶን ቲቢን ከኣ ብፍላይ ንምቊጽጻር፡ ከምኡ’ውን መጠን ሞት ኣደን ህጻንን ናብ...

Read More

Login

Categories