ERi-TV Documentary (English): Eritrea At A Glance – Wedding Traditions.
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
Layout A (with pagination)
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ሓላፊ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ንኡስ ዞባ ዓዲ-ተከሌዛን፡ ገዲም ተጋዳላይ ተስፋይ ግርማይ በየነ፡ ብዝሓደሮ ሕማም፡ ትማሊ 8 ለካቲት ኣብ መበል 61 ዕድሚኡ ተሰዊኡ። ኣብ ወርሒ ለካቲት 1975 ናብ መሳርዕ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝተሰለፈ ስዉእ ተጋዳላይ ተስፋይ ግርማይ፡ ኣብ እዋን ሓርነታዊ ቃልሲ፡ ኣብ ኣጋር ሰራዊት ክሳብ ማእከልነት ሓይሊ ኮይኑ ዝተቓለሰን ዘቃለሰን፡ ድሕሪ ናጽነት ድማ፡ ኣብ ሚኒስትሪ ዞባዊ ምምሕዳር ኣብ ዞባታት ሰሜናዊ ቀይሕ...
ኣብ ከተማ ከረን ዝተሃንጸ ማዕከን ጸዓት ጋዝ፡ ኣብ ቀረብ ጋዝን መስርሕ ምዕዳሉን ከጋጥም ንዝጸንሐ ጸገማት ከምዝፈትሐ ነበርቲ ገሊጾም። ዓታሩ ጋዝ ናብ ኣስመራ ተላኢኹ ተመሊኡ ክሳብ ዝመጽእ፡ ናይ ሰሙናት ግዜ ይወስድ ምንባሩ – ኣብ’ዚ ግዜ እዚ ግን፡ ሳላ’ቲ ዝተዋደደ ማዕከን ጋዝ፡ ዝተኣከበ ዓታሩ ኣብ ውሽጢ ሳልስቲ ተመሊኡ ንዋናታቱ ይዕደል ከምዘሎ ሓቢሮም። ሓላፊ ማዕከን ጋዝ ከተማ ከረን፡ ኣቶ ኣርዓዶም ገብረማርያም፡ ኣብ 2017 ናይ ምምላእ...
ኣብ ሓውሲ ከተማ ማይ-ድማ – ንኡስ ዞባ ዓረዛ፡ ከም ኣካል ናይ’ቲ ጽሬት ከባቢ ብምርግጋጽ ጥዕና ዜጋታት ንምውሓስ ዝሰላሰል ዘሎ ንጥፈታት፡ ብኣስታት 2 ሚልዮን ናቕፋ ዝተሰርሐ ህዝባዊ መሕጸቢ ሰብነትን ዓይኒ-ምድሪን ዘጠቓለለ ህንጻ ተመሪቑ። እቲ 20 ክፍልታት ዘጠቓለለ ህንጻ፡ ንደቂ-ተባዕትዮን ደቂ-ኣንስትዮን፡ ከምኡ’ውን ንኣካለ-ስንኩላን ብዝምችእ ኣገባብ ዝተሰርሐ እዩ። ሓውሲ ከተማ ማይ-ድማ ዕሙር ንግዳዊ ምንቅስቓስ ስለዘለዋ፡ ኣገዳስነት...