Layout A (with pagination)

ኤርትራዊ-ሩስያዊ ‘ኣሌክሳንደር ፑሽኪን’ ዝኽሪ ተኻይድሉ

መበል 181 ዓመተ-ዝኽሪ ኤርትራዊ- ሩስያዊ ገጣሚን ጸሓፊን ኣሌክሳንደር ፑሽኪን፡ ትማሊ 9 ለካቲት ኣብ’ቲ ንዝኽሩ ኣብ ማእከል ከተማ ኣስመራ ዝተተኽለ ሓወልቲ ተባዒሉ። ኣምባሳደር ፈደረሽን ሩስያ ኣብ ኤርትራ ሚስተር ኣዚም ያራኽመዶቭ፡ ኣብ ዝምድናታት ደቂ-ሰብ፡ ፍልስፍና፡ ሂወት፡ ኣነባብራን ናጽነት ህዝብታትን ኣተኲሩ ዝተጻሕፈ ግጥምታት ፑሽኪን፡ ኣብ መላእ ዓለም ተነባብን ኣብ ልቢታት ዝሰርጽን ምዃኑ ድሕሪ ምሕባር፡ ዓመተ- ዝኽሪ ናይ’ዚ ድንቂ ገጣሚን...

Read More
ደ/ቀ/ባሕሪ – ጨ/ሚ/ጥዕና ኣብ መደባት 2018 ዘትዩ

ደ/ቀ/ባሕሪ – ጨ/ሚ/ጥዕና ኣብ መደባት 2018 ዘትዩ

ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ብ6 ለካቲት ኣብ ከተማ ዓሰብ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፡ ንጥፈታት 2017 ብምግምጋም – ኣብ መደባት 2018ን ትግባረኡን ዘትዩ። ኣብቲ ዝቐረበ ጸብጻብ፡ ወለንታዊ መርመራ ናይ ዝገብሩ ዜጋታት ቊጽሪ ብ42 ሚእታዊት ከምዝዓበየ፡ መጠን ምሕዋይ ካብ ‘ዓባይ ሰዓል’ 95 ሚእታዊት ከምዝበጽሐ፡ ኣብ ምክልኻል ስግረ-ዶባዊ ሕማማት ምስ ኩሎም መሻርኽቲ ኣድማዒ ስራሕ ከምእተዓመ በሪሁ። ሓላፊ ጨንፈር ሚኒስትሪ...

Read More

ጽምብል ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል ብወግዒ ተኸፊቱ

ጽምብል ዝኽሪ መበል 28 ዓመት ስርሒት ፈንቅል፡ “ፈንቅል፡ ብስራት ሓርነት” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ትማሊ 9 ለካቲት ኣብ ሰዓታት ቅድሚ-ቐትሪ፡ ጸሓፊ ህግደፍ ኣቶ ኣልኣሚን መሓመድ- ስዒድ ብወግዒ ከፊትዎ። ናይ ትማሊ መደብ፡ ቅድድም ብሽክለታ፡ ውድድር ምሕንባስ፡ ባዛር፡ ምርኢት ጉጅለታት ባህልን ቅዲ ክዳንን ከም ዝነበረ ወኪል ኤሪና ሓቢሩ። ሎሚ 10 ለካቲት ድማ፡ ኣብ ሰዓታት ናይ ንግሆ – ምንባር ዕምባባ ኣብ ሓወልቲ ሰማእታት፡ ውድድራት...

Read More

Login

Categories